Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 363 364 365 366 367 385 3650 / 3849
ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን እትንቀሳቐስ ዝነበረት ሄሊኮፕተር ወዲቓ፣ ወራሲ ዓራት ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ስዑዲ ሞይቶም

ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን እትንቀሳቐስ ዝነበረት ሄሊኮፕተር ወዲቓ፣ ወራሲ ዓራት ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ስዑዲ ሞይቶም

Radio Erena: 07 November 2017 ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን እትንቀሳቐስ ዝነበረት ሄሊኮፕተር ብምውዳቓ፣ ወራሲ ዓራት ስዑዲ ዓረብን ምክትል ኣማሓዳሪ ኣብ ዶብ ናይ እትርከብ ዞባ ኣሲርን መንሱር ቢን ሙቕሪን ዝርከቦም ሰ [...]
ካናዳ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ማዕቀብ ጌራ

ካናዳ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ማዕቀብ ጌራ

Radio Erena: 05 November 2017 ካናዳ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ማዕቀብ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካናዳ ብዕለት 3 ጥቅምቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ክልተ ካብቶም ማዕቀብ ተገይሩሎም ዘሎ ው [...]
መራሕቲ ክልቲኤን ሱዳን፣ ኣብ መንጎኦም ንዘሎ ምስሕሓባት ንምፍታሕ ዘትዮም

መራሕቲ ክልቲኤን ሱዳን፣ ኣብ መንጎኦም ንዘሎ ምስሕሓባት ንምፍታሕ ዘትዮም

Radio Erena: 03 November 2017 መራሕቲ ክልቲኤን ሱዳን፣ ኣብ መንጎኦም ንዘሎ ምስሕሓባት ንምፍታሕ ዘተ ከምዘካየዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰራዊታ ናብ ሶማል ትልእኽ

ኢትዮጵያ፣ ሰራዊታ ናብ ሶማል ትልእኽ

Radio Erena: 03 November 2017 ኣሽሓት ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ሶማል ከምዝኣተዉ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እተን ማዕከናት ዜና ንናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምጥቃስ ኣብ ዘቕርብኦ ዘለዋ ዜና፣ ብታንክታት ዝተሰነየ ሰራዊት ኢትዮጵያ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ዝተኻየደ ዝተፈላለየ ናዕብታት ብውሕዱ 11 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ዝተኻየደ ዝተፈላለየ ናዕብታት ብውሕዱ 11 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 November 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ቤንሻንጉል ጉሙዝን ኦሮምያን፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ዝተፈላለየ ናዕብታት ብውሕዱ 11 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብ ክልል ጉሙዝ ሸሞንተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ንሓላፊ [...]
ኣኼባ ናይቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝቖመ ኪዳን ሃገራት እስላም ኣብ ሪያድ ተኻይዱ

ኣኼባ ናይቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝቖመ ኪዳን ሃገራት እስላም ኣብ ሪያድ ተኻይዱ

Radio Erena: 02 November 2017 ካብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጅቡትን ሱዳንን ጥራይ ዝተሳተፍኦ ኣኼባ ናይቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝቖመ ኪዳን ሃገራት እስላም ኣብ ሪያድ ተኻይዱ።ኣብቲ ንህሉው ኩነታት የመን ንምግምጋም ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ግጥማት ስፖርት ንምዕዛብ ስታድዮም ክኣትዋ ክፍቀደለን’ዩ

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ግጥማት ስፖርት ንምዕዛብ ስታድዮም ክኣትዋ ክፍቀደለን’ዩ

Radio Erena: 31 October 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ እታ ሃገር ኣብ ስታድዮም ብምእታው ስፖርታዊ ንጥፈታት ንኽዕዘባ ዝፈቅድ ሓድሽ ሕጊ ከምዘውጽአት ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ [...]
ኣብ ከተማ ናይሮቢ ብዝተላዕለት ናዕቢ ሓያሎ ሰባት ቆሲሎም

ኣብ ከተማ ናይሮቢ ብዝተላዕለት ናዕቢ ሓያሎ ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 29 October 2017 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ስዒቡ ዝተላዕለ ናዕቢ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት’ታ ሃገር ገና ይቕጽል ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣረዲኡ። ኣብ ናይ ምርጫ ዕለት ሓሙስ 26 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ናይ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ብዝተወለዐ ናዕቢ ብውሑዱ ሸሞንተ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ብዝተወለዐ ናዕቢ ብውሑዱ ሸሞንተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 October 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ብዝተወለዐ ናዕቢ ብውሑዱ ሸሞንተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ሺን ሁዋ ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ብሓሙስ 26 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ኣምቦ ዝተኻየደ ናዕቢ፣ ህ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንሱዳን ልዕሊ 100 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንሱዳን ልዕሊ 100 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሱ

Radio Erena: 27 October 2017 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ሱዳን 106 ሚልዮን ኤውሮ ክልግሰሉ ከምዝወሰነ ካብ ብራስለስ ዝወጸ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ነቲ ገንዘብ ዝልግሶ ዘሎ፣ 60ሚልዮን ኣብ ናይ ልምዓት መደባት [...]
1 363 364 365 366 367 385 3650 / 3849