Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 306 307 308 309 310 385 3080 / 3845
ቀጠር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ

ቀጠር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ

Radio Erena: 29 May 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ሓሙስ 30 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ፣ ቀጠር ክትሳተፍ ዕድመ ኣቕሪባትላ። ንጉስ ሳልማ ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብቲ ኣብ ሜካ ዝካየድ ዋዕላ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ሃገራት ዝሓዋወሰ  ካርታ ኣፍሪቃ ብጌጋ ምዝርግሓ ተጻርዮ ከምዘላ ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ሃገራት ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ ብጌጋ ምዝርግሓ ተጻርዮ ከምዘላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 28 May 2019 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝዘርግሖ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልያን፣ ንኮንጎ ኪንሻሻን ኮንጎ ብራዛቪልን ከምኡ ድማ ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ፣ ብወግ [...]
መራሕቲ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ ሃገራት ዓረብ ምብጻሕ የካይዱ

መራሕቲ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ ሃገራት ዓረብ ምብጻሕ የካይዱ

Radio Erena: 28 May 2019 ስርዓት ኣል በሺር ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምእላዩ፣ ስልጣን ሒዞም ዝርከቡ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዶም። ኣቦ መንበር ናይቲ ጉጅለ፣ ጀነራል ዓብደልፈታ [...]
ሶማልያ፣ ኣዛዚ ቤት ማእሰርቲ ኦጋዴን ነበር ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

ሶማልያ፣ ኣዛዚ ቤት ማእሰርቲ ኦጋዴን ነበር ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ

Radio Erena: 27 May 2019 መንግስቲ ሶማልያ፣ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ናይቲ ኣብ ዞባ ኦጋዴን ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ ምንባሩ ንዝተገልጸ፣ ሓሰን ኢብራም ዝተባህለ ኢትዮጵያ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣረኪባቶም። ኣማሓዳ [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

Radio Erena: 26 May 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ቆንስል፣ ንገማል ኣል-ዲን ዑመር ኢብራሂም ከም ሓድሽ ኣባሉ ሸይሙዎ። ዑመር ኢብራሂም ንሙስጣፋ መሓመድ ሙስጣፋ ተኪኡ’ዩ ናብ ወተሃደራዊ ቆንስል ተ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ ክካየድ ጸዊዓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ ክካየድ ጸዊዓ

Radio Erena: 24 May 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ህጽጽ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ን30 ግንቦት ኣብ ከተማ ማካ ክካየድ ጸዊዓ። እታ ሃገር፣ ነዚ ዋዕላ ዝጠለበትሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ ወሽመጥ ዓረብ ተኸሲቱ ኣብ ርእሲ [...]
ኬንያ፣ ሚኒስተር ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ሶማልያ ሰጕጓ

ኬንያ፣ ሚኒስተር ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ሶማልያ ሰጕጓ

Radio Erena: 24 May 2019 ኬንያ፣ ሓደ ሚኒስተርን ክልተ ኣባላት ባይቶን ሶማል ከምዝሰጎገት መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ። ብመሰረት መግለጺ መንግስቲ ሶማል፣ እቶም ሰለስተ ሰበ ስልጣን፣ ብሰኑይ 20 ግንቦት፣ ኣብ ና [...]
ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት በሺር ነበር፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከልኪሎም

ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት በሺር ነበር፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከልኪሎም

Radio Erena: 23 May 2019 ብሳልሕ ጎሽ ዝፍለጥ ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት ኣል በሺር ነበር ሳልሕ ዓብደላ መሓመድ፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከምዝከልከሉ ሮይተርስ ሓቢሩ። ፖሊስ ሱዳን፣ ነቲ ሓላፊ ጸጥታ ነበር ካብ ገዝኡ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት 39 ኤምባሲታት ክትዓጹ’ያ

ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት 39 ኤምባሲታት ክትዓጹ’ያ

Radio Erena: 22 May 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ከቢድ ናይ ባጀት ቅልውላው 39 ኤምባሲታት ክዓጹ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ካብ ሓንቲ ኣደ ንዝመንዝዖ ሰፊሕ መሬት 10 ሚልዮን ዶላር ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ

ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ካብ ሓንቲ ኣደ ንዝመንዝዖ ሰፊሕ መሬት 10 ሚልዮን ዶላር ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ

Radio Erena: 22 May 2019 ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ፣ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ እዋን፣ ኣብ 1983፣ ሱዛን ቸሉሂ ካብ ዝተባህለት ኣደ ናይ ዝመንዝዖ 21 ሄክታር መሬት፣ 10 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ [...]
1 306 307 308 309 310 385 3080 / 3845