Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ተቐቢሉ
Radio Erena: 30 June 2019
ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ብሓሙስ 27 ሰነ ብሕብረት ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ከም ዝተቐበለ ኣፍሊጡ።
እዚ ቀሪቡ ዘሎ እማመ ፣ ብመሰረት ጠለብ ህዝቢ ፣ [...]

ምልሻ ጃንጃዊድ ናይ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ጎነጻዊ ስጉምቲ ክወስድ ጀሚሩ
Radio Erena: 28 June 2019
ምልሻ ጃንጃዊድ ኣብ መላእ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ ንምቑጻይ ጎነጻዊ ስጉምቲ ይወስድ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ጉጅለ ምልሻ ካብ ሰኑይ 24 ሰነ [...]

ኢትዮጵያ ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ኢድ ኔሩኩም ናይ ዝተባህሉ ጥርጡራት ቀይዲ ይቕጽል
Radio Erena: 28 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ኢድ ኔርዎም ክኸውን ከም ዝኽእል ናይ ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ቁጽሪ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናወሰኸ ይኸይድ ከም ዘሎ፣ ዝተፈለለዩ ምንጭታት [...]

ሕ.መ.ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን እገዳ ከምእትገብር ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 27 June 2019
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ከካዪዶ ዝጸንሐ ምቕታልን ዓመጽን እንተቐጺሉዎ፣ እገዳ ክትገብረሉ ምዃና መጠንቀቕታ ቀሪቡ።
ምኽትል [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 27 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣፍሊጡ።
ኣሻዲ ሓሰን ንኣሶሼትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብረት ዝዓጠቑ ውልቀሰባት ብሰንበት ወጋሕታ ና [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ኢድ ኔሩኩም ዝተባህሉ ልዕሊ 180 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 26 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝተሳተፉ ተባሂሎም ብዉሑዱ 13 ኣባላት ጸጥታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ፣ ሺን ሁ ዋ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓ [...]

ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን ብሓያል ውዳበታት ይቕጽል
Radio Erena: 26 June 2019
ህዝቢ ሱዳን ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ስልጣኑ ምሉእ ብምሉእ ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋግር ዝጽውዕ ሓያል ተቓውሞ ንምክያድ ዳግም ይወዳደብ ከም ዘሎ ተፈሊጡ።
ወሃብ ቃል [...]

ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ዝጸንሐ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ከይዓዝዝ ስግኣት ተፈጢሩ
Radio Erena: 26 June 2019
ኬንያ ናብ ሶማሊ ላንድ ናይ መጎዓዝያ መስመር ክትከፍት ምምዳባ፣ ኣብ መንጎኣን ኣብ መንጎ ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ምስሕሓብ ከየዛይዶ ተሰጊኡ ከምዘሎ ተገሊጹ።
መንገዲ ኣየር ኬንያ ካብ [...]

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፤ ንእማመ ኢትዮጵያ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ
Radio Erena: 25 June 2019
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ምሉእ ብምሉእ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ።
ለተናል ጀነራል ሸምሸዲን ቃባሺ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ሰራዊት ንእማመ ሰላም ኢትዮ [...]

ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ተገሊጹ
Radio Erena: 25 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ኣፈኛ መንግስቲ’ታ ሃገር ገሊጹ።
ብመሰረት’ቲ ዝተዋህበ ሓበሬታ፣ ጀነራል ኣሳምነው ጽገ፣ ናይቲ [...]