Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሶማል በጺሑ
Radio Erena: 09 August 2019
ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ናብ ሶማል በጺሑ።
እቲ ጀነራል ብሮቡዕ 7 ነሓሰ ናብ ሞቛድሾ ኣብ ዝበጽሓሉ፣ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዓሊ ኻይረ [...]
ኣመሪካ፣ ሕ/ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 09 August 2019
ኣመሪካ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን።
ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ
Radio Erena: 08 August 2019
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ከምዘቀመጠ፣ ሚኒስትሪ ፋይናንስ'ቲ ንግስነት፣ ብሰሉስ 7 ነሓሰ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ገንዘብ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 08 August 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ዝሓለፈ ሰነ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ሓይልታት ከም ዝነበሮ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ መጀመርያ ዕለት ናይዚ ወርሒ ካብ ቤት ጽ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ
Radio Erena: 08 August 2019
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ካብ መጋቢት 2011 ኣትሒዞም ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ናብ ኣመሪካ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ኣጽዲቑ።
ኣመሪካ፣ ንዜጋታት መብዛሕተ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞታት ጉሉሕ ኣበርክቶ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብ ናይ ለውጢ መድረኽ ይግለላ ከምዘለዋ ተሓቢሩ
Radio Erena: 07 August 2019
ኣብ ሱዳን ፣ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ንምእላይ ይኹን ድሒሩ ኣንጻር ስልጣን ንዝበሓተ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ተቓውሞታት ኣብ ምስታፍ መሪሕ ተራ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብዚ ና [...]
ቻይና፣ ንኢትዮጵያ 90 ሽሕ ኩንታል ናይ እኽሊ ረዲኤት ኣበርኪታ
Radio Erena: 06 August 2019
ቻይና፣ ንኢትዮጵያ 90 ሽሕ ኩንታል ናይ ሩዝን ስርናይን ረድኤት ከምዝለገሰት መርበባት ሓበሬታ ቻይና ኣፍሊጠን።
እቲ ሓገዝ፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጠለበቶ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ክው [...]
ሰሜን ኮርያ፣ ዶናልድ ትራምፕ ዘለዎ ቴምብር ዘርጊሓ
Radio Erena: 06 August 2019
መንግስቲ ሰሜን ኮርያ፣ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ እናተራኸብ ዘርኢ ስእልታት ዘለዎ ቴምብር ከምዝዘርግሐት ተሓቢሩ።
እቲ፣ ክልቲኦም [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ጉጅለን ተቓወምቲ ወገናትን ናይ መወዳእታ ስምምዕ ተበጺሑ
Radio Erena: 05 August 2019
ኣብ ሱዳን፣ ስልጣን ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ንምስግጋሩ ዘኽእል ግዝያዊ መንግስቲ ንምቛም ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ፣ ኣብ ናይ መወዳእታ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ።
ድሕሪ ምእላይ ኣል [...]
ብሚ/ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ዝተወከለ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ ናብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 05 August 2019
ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ምትሕግጋዝን ኢጣልያ ኢማኑኤላ ደል ረን ሚኒስተር ምክልኻል ኤሊዛቤታ ትረንታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ጅቡቲ ምብጻሕ ፈጺሙ።
ላዕለዋ [...]