Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው ሕ.ኤ. ኣብ ትግራይ ብናጻ ኣካል መርመራ ክግበር ጸዊዑ
Radio Erena: 06 December 2020
ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሓድሕድን ዝቐርብ ዘሎ ንገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝምልከት ጥርዓናትን፣ ብናጻ ትካል ህጹጽ መርመራ [...]

ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ
Radio Erena: 04 December 2020
ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ።
እቲ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ ዘሎ ናይ ኣጋር ኣሃዱ ቻይና፣ ኣካል እቲ ኣብታ ሃገር ዝተዋፈረ ዓቓብ ሰላም ሰራዊ [...]

ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም
Radio Erena: 03 December 2020
ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዝርከባ ጨናፍር፣ ናይ ባንክ ሕሳብ ዝኸፈቱ፣ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ከምዝተፈቕደሎም፣ ዘ ሪፖርተር ንሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ
Radio Erena: 03 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብቲ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ነቲ ኣህጉራዊ ውድብ ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። [...]

ሱዳን፣ ምስ እስራኤል ዝጀመረቶ ዝምድና ኣብ ሓደ ወርሑ ከተቋርጾ ከምእትኽእል ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 03 December 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ምስ እስራኤል ዝጀመሮ ዝምድና ከቛርጾ ከምዝኽእል ንዝተፈላልዩ ምንጭታት ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ታይምስ ኦፍ እስራኤል ገሊጹ።
ሱዳን ብመንጎኝነት ምም [...]

መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ዝመጽእ ሰሙናት ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ከምዘይሳተፍ ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 02 December 2020
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ዝመጽእ ሰሙናት ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ከምዘይሳተፍ ኣጠንቂቑ።
ማዕከናት ዜና ሶማል፣ ንፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣሕ [...]

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ከብቅዕ ተማሕጺኑ
Radio Erena: 01 December 2020
ጸሓፉ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ተማሕጺኑ።
ማይክ ፖምፐዮ፣ ብ30 ሕዳር ኣብ ዝ [...]

ሶማል፣ ንኣምባሳደር ኬንያ ሰጕጓ
Radio Erena: 01 December 2020
መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኣምባሳደሩ ክስሕብ እንከሎ፣ ንኣምባሳደር ኬንያ ድማ ናብ ሃገሩ ከምዘፋነዎ ኣፍሊጡ።
ፈደርላዊ መንግስቲ ሶማል ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደ፣ ግብር [...]

ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 December 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ሞርታራት ዝርከቦ ብርክት ዝበለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን-ሱና ሓቢሩ።
ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብቲ ዞባ ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ተ [...]

ብጸሓፊ ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ኣብ ሶማልን ጂቡቲን ንዝርከቡ ሰራዊት ሃገሩ በጺሑ
Radio Erena: 30 November 2020
ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ክሪስ ሚለር ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣብ ሶማልን ጂቡቲን ንዝርከቡ ሰራዊት ሃገሩ በጺሑ።
እቲ ግዝይዊ ሚኒስተር ምክልኻል፣ ኣብ ካብ [...]