Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 224 225 226 227 228 387 2260 / 3870
ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዛሕቲሉ ዘሎ ዝምድና ከተመሓይሽ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዛሕቲሉ ዘሎ ዝምድና ከተመሓይሽ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 18 December 2020 ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዝጸንሓ ዝሕቱል ዝምድና፣ ከተመሓይሾ ከምእትደሊ፣ ናብ ሞቛድሾ በጺሑ ንዝተመልሰ ላዕለዋይ ዲፕሎማስያዊ ልኡኽ ግብጺ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኣል ሞኒተር ሓቢሩ። [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን፣ ጃባል ኣቡጡዩር ንዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ካቢነ ሚኒስተራት ሱዳን ኮኒኑ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን፣ ጃባል ኣቡጡዩር ንዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ካቢነ ሚኒስተራት ሱዳን ኮኒኑ

Radio Erena: 17 December 2020 ሰራዊት ኢትዮጵያን ሚሊሻን፣ ዶብ ብምስጋር ኣብ ከባቢ ኣል ፋሺጋ፣ ጃባል ኣቡጡዩር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ሓለዋ ንዝነበረ ሰራዊት ሱዳን መጥቃዕቲ ምፍጻሞም፣ ካቢነ ሚኒስተር ሱዳ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ከብል ከምዝወሰነ ተገሊጹ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ከብል ከምዝወሰነ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 December 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ከብል ከምዝወሰነ VRT ዝተባህለ ማዕከን ዜና ጀርመን ሓቢሩ። እቲ ሕብረት፣ ንኢትዮጵያ ዝመደቦ 90 ሚልዮን [...]
ሶማል፣ ፕርዚደንት ፋርማጆ፣ ምርጫ ንምድንጓይ ዝገብሮ ዘሎ ፈተነታት ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ሶማል፣ ፕርዚደንት ፋርማጆ፣ ምርጫ ንምድንጓይ ዝገብሮ ዘሎ ፈተነታት ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 17 December 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ ምርጫ እታ ሃገር ንምድንጓይ ፈተነታት ይገብር ምህላዉ ዝቓወሙ ኣሽሓት ዜጋታት እታ ሃገር፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ብረቡዕ 16 ታሕሳስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ወደብ ጀዳ፣ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

ስዑዲ ዓረብ፣ ወደብ ጀዳ፣ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

Radio Erena: 16 December 2020 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ወደብ ጂዳ፣ መልህቓ ኣውሪዳ ዝነበረት ናይ ነዳዲ እትመላልስ መርከብ፣ መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸማ ተገሊጹ። ወናኒ እታ መርከብ ዝኾነ ናይ ሲንጋፖርት ኩባንያ ብዝሃ [...]
ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ብወግዒ ተሰሪዛ

ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ብወግዒ ተሰሪዛ

Radio Erena: 16 December 2020 ሱዳን፣ ሽበራ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ብወግዒ ከምዝተሰረዘት ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ካርቱም ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ንሱዳን ካብ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ኩሎም ዲፕሎማሰኛታት ኬንያ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልታት ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣዚዙ

መንግስቲ ሶማል፣ ኩሎም ዲፕሎማሰኛታት ኬንያ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልታት ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣዚዙ

Radio Erena: 16 December 2020 ሶማል፣ ምስ ኬንያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክባት በቲኻ። ሚኒስተር ዜና ሶማል፣ ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ሶማል ምስ ኬንያ ዝነበራ ዝምድና ክትበትኽ ከምዝወሰነት ብም [...]
ሶማል ምስ ኬንያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና በቲኻ

ሶማል ምስ ኬንያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና በቲኻ

Radio Erena: 15 December 2020 ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ፣ ኣብ ኬንያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ብ13 ታሕሳስ ናብ ናይሮቢ [...]
ትግራይ፣ ብፈደራላዊ መንግስቲ ዝቖመ ግዝያዊ ምምሕዳር፣  ካብ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣  ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀምር ተገሊጹ

ትግራይ፣ ብፈደራላዊ መንግስቲ ዝቖመ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ካብ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀምር ተገሊጹ

Radio Erena: 14 December 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ኵናት ድሕሪ ምእዋጁ ዘቖሞ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ብወግዒ ስርሑ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ገ [...]
ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ፣ 114 ሚልዮን ብር ክሳራ ኣጋጢምዎ

ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ፣ 114 ሚልዮን ብር ክሳራ ኣጋጢምዎ

Radio Erena: 14 December 2020 ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ናይዚ ዓመት ጥራይ 114 ሚልዮን ክሳራ ከምዘጋጠሞ ንኮርፐረሽን ባቡር እታ ሃገር ብምጥቃ [...]
1 224 225 226 227 228 387 2260 / 3870