Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናብ መኣዲ ዘተ ተመሊሰን
Radio Erena: 06 April 2021
ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ብዝምልከት፣ ኣብ ምስሕሓብ ዝርከባ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጺን፣ ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ ናብ መኣዲ ዘተ ተመሊሰን።
ወከል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጽንኩርን ኣድካሚን ናይ ደባይ ኵናት ተሸሚማ ከምዘላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተኣሚኑ
Radio Erena: 06 April 2021
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጽንኩርን ኣድካሚን ናይ ደባይ ኵናት ተሸሚማ ከምዘላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ተኣሚኑ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብቀዳም 3 ሚያዝያ፣ ኣብ ዝሃቦ መግ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ
Radio Erena: 05 April 2021
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵያ ዝኾና ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ቁጠባ፣ ጸጥታን ወትሃደራውያን ዘተኮረ ዝምድናታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተንተንቲ ፖ [...]
ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 05 April 2021
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራት ኣብ ዝተኻየደ፣ ክልተ ተኸታታሊ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ 9 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም።
ናይቲ ብቀዳም 03 ሚያዝያ ዝተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭት፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ብዝሖም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Friday, 02 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ'ቲ ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም።
ክልላዊ መንግስቲ [...]
ሱዳንን ግብጽን ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመርኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: Friday, 02 April 2021
ሱዳንን ግብጽን፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመረኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ መንግስታዊ ማዕኸን ዜና ግብጺ ሓቢሩ።
እቲ ብ31 መጋቢት ዝተኻየደ ሓ [...]
ሱዳን፣ ንግዳያት መጥቃዕቲ ኤምባሲታት ኣመሪካ፣ ዝልኣኸቶ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ፣ ኣመሪካ ኣብ ሕሳባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጣ
Radio Erena: Friday, 02 April 2021
ሱዳን፣ ንግዳያት ናይቲ ኣብ 1998፣ ኣብ ኬንያን ታንዛንያን ዝርከብ ኤምባሲታት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝውዕል፣ 335 ሚልዮን ዶላር፣ ካሕሳ ከምዝኸፈለት ኣመሪካ ኣፍሊጣ።
[...]
‘ካብ ግብጺ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር’ዩ።’ ፕረዚደንት ግብጺ
Radio Erena: 31 March 2021
ካብ ግብጺ፣ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር ምዃኑ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣጠንቂቑ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብምኽንያት ሓንቲ ዓባ [...]
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 31 March 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ በብእዋኑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ቤንች ማጂ፣ ጉራፈርዳ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ራድ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ስምምዕ ተኸቲሙ
Radio Erena: 30 March 2021
ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ኣብ ዝብል ነጥቢ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃንን ኣቦ መንበር ህዝባዊ ምንቕስቓስ ንሓርነት ሰሜን ሱዳን፣ [...]