Category: ኣህጉራዊ ዜና
ስጳኛ፣ እናሓንበሱ ዝሰገሩ ኣስታት 8 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ሞሮኮ ትመልስ
Radio Erena: 20 May 2021
መንግስቲ ስጳኛ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ናብታ ምስ ሞሮኮ ለጊባ እትርከብ ስዌታ፣ ዝተባህለት ክፋላ ዝሰገሩ ኣስታት 8 ሽሕ ስደተኛታት ብሓይሊ ናብ ሞሮኮ ይመልሶም ኣሎ።
እዞም፣ እናሓንበሱን ብን [...]
ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት ምዃኑ መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን ብሓባር ገሊጾም
Radio Erena: 19 May 2021
ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ንሱዳንን ግብጽን ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት ምዃኑ መራሕቲ ክልትኤን ሃገራት ብሓባር ገሊጾም።
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን ኣቦ መንበር ሉኣላዊ [...]
ፈረንሳ፣ ንሱዳን ዘለቅሓታ 5 ቢልዮን ዶላር ሰሪዛትላ
Radio Erena: 18 May 2021
ፈረንሳ፣ ንሱዳን ዘለቅሓታ 5 ቢልዮን ዶላር፣ ከምዝሓደገትላ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ።
እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዘፍለጠ፣ ሱዳን ንዘለዋ ናይ ኣስታት 60 ቢልዮን ዶላር [...]
ፈረንሳ፣ ንሱዳን 1.5 ቢልዮን ዶላር ክትሕግዛ’ያ
Radio Erena: 17 May 2021
ፈረንሳ፣ ንሱዳን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላራ ክትሕግዛ ምዃና ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር ብሩኖ ለ መየር፣ ኣፍሊጡ።
እቲ ፈረንሳ እተበርክቶ ሓገዝ፣ ሱዳን ንዘለዋ ኣስታት 60 ቢልዮ [...]
ኣብ ናይ ምስግጋር መድረኽ ንእትርከብ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘንቀደ ኣህጉራዊ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 17 May 2021
ሱዳን፣ ጀሚራቶ ንዘላ ናይ ምስግጋር መድረኽ፣ ብቁጠባን ወፍርን ንምሕጋዛ ዘንቀደ ኣህጉራዊ ዋዕላ፣ ሎሚን ጽባሕን ኣብ ፓሪስ ክካየድ'ዩ።
እቲ ብፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ኢማኑኤል ማክሮን ዝ [...]
ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ተላኢኾም ናይ ዝተባህሉ ወትሃደራት ደሃይ ዝጠፍኦም ስድራቤታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 16 May 2021
ናብ ኤርትራ ተላኢኾም ናይ ዝተባህሉ ወትሃደራት ሶማል ደሃይ ዝጠፍኦም ስድራቤታት ኣብ ከተማ ሞቛድሹ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማ ሞቛዲሹ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤተ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኽብሉ፣ ቃለ መሓላ ፈጺሙ
Radio Erena: 16 May 20201
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ሰበ ስልጣን ዝተፈላለያ ሃገራትን ማሕበራትን ኣብ ዝተረ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ
Radio Erena: 16 May 2021
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ።
ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ብቀዳም 15 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ‘ብሰንኪ ተክኒካዊ ጸገማት ኢሉ ዝጠቐሶ’ ምኽንያት፣ [...]
”ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ” ሰበስልጣን ኢትዮጵያ
Radio Erena: 16 May 2021
ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ፣ ክብል ሓደ ካብ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ከሲሱ።
ጀነራል ተስፋየ ኣያሌው ንጋዜጠኛታት ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ልዕሊ ሰ [...]
ሰራዊት መንግስታት ኡጋንዳን ኮንጎን፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ናይ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ብሓባር ከጥቅዑ’ዮም
Radio Erena: 13 May 2021
ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብምስላፍ፣ ኣብ ምብራቕ እታ ሃገር፣ ሰሜን ኪቩ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምጥቃዕ ሰራዊታ ክትልእኽ ምዃና መንግስቲ ኮንጎ ኣፍሊጡ።
[...]