Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 197 198 199 200 201 386 1990 / 3856
ኦነግ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰለስተ ቻይናውያን ናብ ቀይሕ መስቀል ኣረኪቡዎም

ኦነግ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰለስተ ቻይናውያን ናብ ቀይሕ መስቀል ኣረኪቡዎም

Radio Erena: 31 May 2021 ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ካብ 15 ግንቦት ኣትሒዙ፣ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰራሕተኛታት ኩባንያ ዕደና ዝኾኑ ሰለስተ ቻይናውያን ናጻ ከምዝለቐቖም ኣፍሊጡ። ነቶም ቻይናውያን፣ መንዲ ኣብ ዝተባ [...]
ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ከተብል ከምእትኽእል ተገሊጹ

ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ከተብል ከምእትኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 31 May 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተሞ፣ ዳግመ ምቛም ሓይሊ ባሕሪን ምሕዳስ ሓይሊ ኣየርን ዝርከቦ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ክብል ከምዝኽእል ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣንፊቶም። እቶ [...]
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ዘንበሮ ናይ ኣጽዋር እገዳ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ዘንበሮ ናይ ኣጽዋር እገዳ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 31 May 2021 ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ዘንበሮ ናይ ኣጽዋር እገዳ ክሳብ 31 ግንቦት 2022 ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ። እቲ ብውሳኔ 2577 ዝፍለጥ እገዳ፣ ብዘ [...]
ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንጸጥታዊ ርግኣት እቲ ዞባ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ክኽውን ከምዘይብሉ መራሕቲ ግብጽን ጂቡቲን ተረዳዲኦም

ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንጸጥታዊ ርግኣት እቲ ዞባ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ክኽውን ከምዘይብሉ መራሕቲ ግብጽን ጂቡቲን ተረዳዲኦም

Radio Erena: 31 May 2021 ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንጸጥታዊ ርግኣት እቲ ዞባ ኣብ ሓደጋ ዘየእቱን፣ ንኹሎም ወገናት ድማ ብማዕረ ዘርብሕን ክኸውን ከምዘለዎ መራሕቲ ግብጽን ጂቡቲን ተረዳዲኦም። እቶ [...]
ግብጽን ኬንያን፣ ኣብ ምክልኻል ክተሓባበራ ዘኽእለን ቴክኒካዊ ስምምዕ ከቲመን

ግብጽን ኬንያን፣ ኣብ ምክልኻል ክተሓባበራ ዘኽእለን ቴክኒካዊ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 31 May 2021 ግብጽን ኬንያን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምክልኻል ክተሓባበራ ዘኽእለን ቴክኒናዊ ስምምዕ ከምዝኸተማ ሚኒስተር ምክልኻል ኬንያ፣ ሞኒካ ጁማ ገሊጻ። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ከፍርያ፣ ፈረንሳ ደገፋ ትገልጽ

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ከፍርያ፣ ፈረንሳ ደገፋ ትገልጽ

Radio Erena: 30 May 2021 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 መስሪሐን ጥዕና ዜጋታተን ክሕልዋ መታን ክኽእላ፣ ፈርንሳ ሓድሽ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ገሊጻ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ [...]
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 30 May 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣወሃሃዲት መደብ’ቲ ውድብ ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ኣብ [...]
‘’መንግስቲ ሱዳንን ቀንዲ ተቓዋሚኡ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን ዝጀመሩዎ ዘተ ሰላም ጽቡቕ ክግስግስ፣ ተበግሶ ክልቲኦም ወገናት የድሊ’’  ው.ሕ.ሃ.

‘’መንግስቲ ሱዳንን ቀንዲ ተቓዋሚኡ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን ዝጀመሩዎ ዘተ ሰላም ጽቡቕ ክግስግስ፣ ተበግሶ ክልቲኦም ወገናት የድሊ’’ ው.ሕ.ሃ.

Radio Erena: 30 May 2021 ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ቀንዲ ተቓዋሚኡ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን ዝተጀመረ ዘተ ሰላም ጽቡቕ ክግስግስ፣ ድሌት ኩሎም ወገናት ከምዘድሊ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ሓድሽ መንግስቲ ኣቝሙ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ሓድሽ መንግስቲ ኣቝሙ

Radio Erena: 27 May 2021 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ 97.4% ናይ ድጋፍ ድምጺ ብምርካብ፣ ንሓሙሻይ እዋኑ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ዝሓለፈ ሰሙን ቃለ መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገ [...]
‘ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ

‘ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ

Radio Erena: 26 May 2021 ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ ክብል፣ ብመንግስቲ ንዝተመዘዘ ኣጻራዩ ሓበሬታ ህጹጽ እዋን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ገሊጹ። 'ትርፍራፍ ናይ ዝተበተነ [...]
1 197 198 199 200 201 386 1990 / 3856