Category: ኣህጉራዊ ዜና
ባይቶ ጸጥታ፣ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ብህጹጽ ክዝቲ፣ ሱዳን ሓቲታ
Radio Erena: 24 June 2021
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ዘሎ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ክዝቲ መንግስቲ ሱዳን ሓቲቱ።
እቲ መንግስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብሰሉ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ቀጠር ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ
Radio Erena: 24 June 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 2017 ኣትሒዙ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝምድናኣ ምስ ቀጠር፣ ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ።
ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ሉኡል መንሱር ቢን ካሊድ ኣ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ብዘካየድኦ ደብዳብ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 June 2021
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ፣ ኵናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣሶሸትድ ፕረስ ገሊጹ።
ብፍላይ ቶጎጓ [...]
ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዝርከባ ሃገራት ዘተ ትቕጽል
Radio Erena: 22 June 2021
ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ካልእ ኣማራጺታት ንምንዳይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዝርከባ ሃገራት ትዘራረብ ኣላ።
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ምስ [...]
“ኣብዛ ዓለም፣ ልዕሊ 82 ሚልዮን ህዝቢ ኣባይቱ ሓዲጉ ተሰዲዱ።” UNHCR
Radio Erena: 21 June 2021
ኣብ 2020፣ ብሰንኪ ኵናት፣ ምግፋዕን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ቤት ንበርቱ ራሕሪሑ ናይ ዝተሰደ ህዝቢ ብዝሒ 82.4 ሚልዮን ከምዝበጽሐ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- [...]
ሱዳን፣ ዕጡቓት ተቓወምቲ ነበር ዝጽንበርዎ፣ ዝተወሃሃደ ሰራዊት ከተቕውም’ያ
Radio Erena: 21 June 2021
ሱዳን፣ ካብ ተወርዋሪ እዚ፣ ፖሊስ፣ ኣባላት ጸጥታን ዕጡቓት ተቓወምትን ዝጽንበርዎ ዝተወሃሃደ ሰራዊት ከተቕውም ምዃና ተገሊጹ።
እቲ ብምክትል ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ገበናት ዘጻርይ ኮሚሽን ምቛሙ፣ መ. ኢትዮጵያ ነጺጉዎ
Radio Erena: 20 June 2021
ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ንኽጻረይ ሕብረት ኣፍሪቃ ፍሉይ ሓይሊ ምቛሙ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘለዎ ተቓውሞ ኣስሚዑ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ [...]
ምምሕዳር ትራምፕ ካብ ሶማል ዝሰሓቦ ሰራዊት ኣመሪካ፡ ምምሕዳር ባይደን ክመእልሶ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 June 2021
ምምሕዳር ባይደን፡ ወትሃደራት ኣመሪካ ዳግማይ ናብ ሶማል ንምልኣኽ መደባት የጻፍፍ ከምዘሎ ኒውዮርክ ታይምስ ገሊጻ።
እቲ ምምሕዳር፡ ናብ ሶማል ሰራዊት ክልእኽ ምዃኑ ዝግለጽ ዘሎ፣ መ [...]
ፈይስቡክ፣ ብኤጀንሲ ድሕነት መርበብ ሓበሬታ ኢትዮጵያ ዝውነን ገጻት ዓጽዩ
Radio Erena: 17 June 2021
ፈይስቡክ፣ ብኤጀንሲ ድሕነት መርበብ ሓበሬታ ኢትዮጵያ ዝውነን ገጻት ከምዝዓጸወ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ፈይስቡክ ነዘን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ዝውነን ኤጀንሲ ድሕነት መርበብ ሓበሬ [...]
“ሱዳን፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ትኽእል’ያ።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ
Radio Erena: 17 June 2021
ሱዳን፣ ብሰንኪ'ዚ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ከምእትኽእል ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣጠንቂቑ።
ንሱ ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ሱዳን [...]