Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 193 194 195 196 197 386 1950 / 3856
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ ሱዳንን እዋናዊ ኣቦ መንበብር ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ ሱዳንን እዋናዊ ኣቦ መንበብር ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ

Radio Erena:30 June 2021 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፋሪድ ሄግዛይ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ኣብ ዴሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎን ሱዳንን ምብጻሕ ኣካይዱ። ዕላማ ዑደት እቲ ወትሃደ [...]
ኡጋንዳ፣ ናይ ገዛእ ርእሳ ክታበት ከተፍሪ ምዃና ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ገሊጹ

ኡጋንዳ፣ ናይ ገዛእ ርእሳ ክታበት ከተፍሪ ምዃና ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ገሊጹ

Radio Erena: 30 June 2021 ናይ ገዛእ ርእሳ ክታበተ ኮረና ቫይረስ ከተፍሪ ምዃና ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣፍሊጡ። እቲ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈሪ'ዩ ዝበሎ ክታበት፣ ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክዝርጋሕ ምዃኑ፣ እቲ [...]
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ

መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ

Radio Erena: 29 June 2021 መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ'ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ። እቶም ኣብ ርእሰ-ከተማ ናይታ ምምሕዳር፣ ከባቢ ጋልካዮ ብመስርዕ ዝተረሸኑ ሰባት፣ በብ [...]
ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሃብቲ ረኺቦም

ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሃብቲ ረኺቦም

Radio Erena: 28 June 2021 ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ፣ 127 ኪሎ ግራም ዝምዘን ክቡር ማዕድን ረኺቦም። እቶም ኣስታት 35 ዝኾኑ የመናውያን፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣቢሎም፣ ኣስታት 2 [...]
ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 June 2021 ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። እቲ ዲጋ፣ ንኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ጽሩይ ዝስተ ማይ ከባ [...]
ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2021 ኣህጉራዊ ትካል ሓካይም ብዘይዶብ፣ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣባላቱ፣ ‘ኣዝዩ ዘሰምብድ’ ብምባል ዝተሰመዖ ጓሂ ገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ስጳኛዊት ማሪያ ሀርናንደዝ፣ ኢ [...]
መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ

መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ

Radio Erena: 27 June 2021 መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ። ብመሰረት’ዚ ሓድሽ ተኣታትዩ ዘሎ ምትዕርራይ፣ ኣብ መንግስቲ ዝግበር ዝነበረ ወጻኢታት ጎዲሉ፣ ናብ ማሕበራዊ ዕዳጋታት ዝያዳ ከተኩር [...]
‘ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን’ ሕ.መ.ኣ.

‘ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን’ ሕ.መ.ኣ.

Radio Erena: 27 June 2021 ኢትዮጵያ ብ21 ሰነ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን ክትብል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊጻ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዓርቢ 25 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ህዝባዊ ምር [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ምክያዱ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ምክያዱ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም

Radio Erena: 25 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብ22 ሰነ፣ ቶጎጋ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ፣ ሰለማውያን ሰባት ምቕታሉ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም። በቲ ኣብ ማእከል ዕዳጋ'ዩ ተኻይዱ [...]
ሩስያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝጀመረቶ ርክብ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘትያ

ሩስያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝጀመረቶ ርክብ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘትያ

Radio Erena: 21 June 2021 ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር ምስ ሩስያዊ [...]
1 193 194 195 196 197 386 1950 / 3856