Category: ኣህጉራዊ ዜና
ጃፓን፣ ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ክተርፍ ዝወሰነ ኡጋንዳዊ ኣትለት ብፖሊስ ተታሒዙ
Radio Erena: 21 July 2021
ኣብ ጃፓን፣ ከተማ ቶክዮ ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ 2020 ንምስታፍ፣ ናብታ ሃገር ካብ ዝተጓዕዙ ኡጋንዳውያን ኣትለታት ሓደ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ድሕሪ ምስዋሩ፣ ትማሊ 20 ሓምለ ብፖ [...]
ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 20 July 2021
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ ኣብ ትግራይ፣ ተታሒዞም ናብ ዝርከ [...]
OPEC፣ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝፈሪ ነዳዲ ክወስኽ ተሰማሚዑ
Radio Erena: 20 July 2021
እዚ ካብ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ፣ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ፍርያት ነዳዲ፣ መዓልታዊ ናብ ኣስታት 2 ሚልዮን በርሚል ከሰጋግሮ'ዩ።
ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 24 ሰባት ከምዝተቀትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 19 July 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝቕጽል ዘሎ ግጭት ልዕሊ 24 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣረጋጊጹ።
ድሕሪ'ቲ ኣብ ዞባታት መ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ብምልኣት ንምትግባሩ መንግስቲ ቅሩብ ከምዘሎ ጀነራል ዳጋሎ ገሊጹ
Radio Erena: 19 July 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ነቲ ኣብ 2018 ኣብ ጁባ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ብምልኣት ንምትግባር፣ ዝኣተዎ መብጽዓ ኣብ ቦትኡ ከምዘሎ ምክትል ፕረዚደንት፣ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ገሊጹ።
ጀነራ [...]
ባይቶኣዊ ምርጫ ሶማል ዝካየደሉ ዕለት ብወግዒ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 July 2021
ባይቶኣዊ ምርጫ ሶማል ዝካየደሉ ዕለት ብወግዒ ተገሊጹ።
ብመሰረት ወጺኡ ዘሎ መደብ፣ ኣስማት ሕጹያት ተወዳደርቲ ንባይቶ ኣብ 24 ሓምለ ክግለጽ እዩ። ላዕለዎት ኣባላት ባይቶ ኣብ 25ን 28ን [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓን ቀሪቡ
Radio Erena: 18 July 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓናት፣ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ይቐርብ ኣሎ።
[...]
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕበን ዝጸንሐ ዕዳጋ ነዳዲ ንምፍታሕ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 16 July 2021
ስዑዲ ዓረብን ሕብራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕበን ዝጸንሐ ዕዳጋ ነዳዲ፣ ብዘተ ንምፍታሕ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተገሊጹ።
እዘን ኣብ ጉዳይ የመንንን፣ ንቀጠር ኣብ ከበባ ንምእታውን ብልፍን [...]
ሶማል፣ ናይ መጀመርያ ጓለነስተይቲ ንፕረዚደንት ክትወዳደር’ያ
Radio Erena: 16 July 2021
ኣብ ሶማል፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ሓንቲ ጓለነስተይቲ ሕጽይቲ ኮይና ቀሪባ።
እዛ ፎውዝያ ዮሱፍ ሓጂ ኣደም ዝተባህለት ኣባል ባይቶ፣ ብደቂተባዕትዮ ጥራይ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ኣጋጢሙ
Radio Erena: 15 July 2021
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ከምዘጋጠመ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ።
እቲ ነትጕ፣ ሓያል ባርዕን ትኪን ከምኡ ድማ ንሰዓ [...]