Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 186 187 188 189 190 386 1880 / 3855
ኣንጻር ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ኣሎ

ኣንጻር ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 16 August 2021 ኣንጻር ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ካብ ኣባላት’ቲ ማቻር ዝመርሖ ሰልፊ SPLM- [...]
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

Radio Erena: 15 August 2021 ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለቶ ተገሊጹ። ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ስሞም ክጥቀሱ ካብ ዘይደለዩ ዲፕሎማስያዊያን ምንጭታቱ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ገሊጻ

ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ገሊጻ

Radio Erena: 15 August 2021 ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ተገሊጹ። ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ቱርኪ ዑደቱ ዛዚሙ ንሃገሩ ኣብ ዝተመልሰሉ [...]
‘ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ምሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ፈጺሞም’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

‘ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ምሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ፈጺሞም’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 13 August 2021 ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ኣትዮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ከምዝፈ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን እናዓረገ ንዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፣ ንምህድኡ ተበግሶ ክትወስድ ምሕጽንታ ቀሪቡ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን እናዓረገ ንዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፣ ንምህድኡ ተበግሶ ክትወስድ ምሕጽንታ ቀሪቡ

Radio Erena: 13 August 2021 ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ካብ ግዜ ናብ ግዜና እናዓረገ ዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ ንምህድኡን፣ ክልቲኤን ሃገራት ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርባ፣ ስዑዲ ዓረብ ከም መንጎኛ ክትዋሳእ ጻዕርታት ይ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ህሉው ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብታ ሃገር ከምርሕ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ህሉው ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብታ ሃገር ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 13 August 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዝዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ'ዩ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዘም [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ምግፋፍ ደው ከተብል ኢትዮጵያ ሓቲታ

ስዑዲ ዓረብ፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ምግፋፍ ደው ከተብል ኢትዮጵያ ሓቲታ

Radio Erena: 12 August 2021 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምግፋፍ ደው ከብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕታቱ ጸብጻብ ዘ ሪፖርተር ገሊጹ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ዶባዊ ኵናት 84 ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ገሊጻ

ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ዶባዊ ኵናት 84 ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ገሊጻ

Radio Erena: 11 August 2021 ሱዳን፣ ካብ ወርሒ ሕዳር 2020 ኣትሒዙ፣ ኣብ ዝተወልዐ ዶባዊ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ፣ 84 ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ኣፍሊጣ። ማዕከናት ዜና እታ ሃገር፣ ንኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓድሽ መንግስቲ ክሳብ ዝቐውም፣ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ምስ ወጻኢ ሃገራት  ውዕላትን ስምምዓትን ከይክትሙ ኣጊዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓድሽ መንግስቲ ክሳብ ዝቐውም፣ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ምስ ወጻኢ ሃገራት ውዕላትን ስምምዓትን ከይክትሙ ኣጊዱ

Radio Erena: 10 August 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ምርጫ ተኻይዱ፣ ሓድሽ መንግስቲ ክሳብ ዝቐውም፣ ሚኒስተራትን ካልኦት ስበ ስልጣንን እታ ሃገር ምስ ናይ ወጻኢ ሃገራት፣- ኣብ ንግዲ፣ ጸጥታ ይኹን [...]
ኢትዮጵያ፣ ቅልጡፍ ምንቁልቋል ቁጠባ፣ ዝቕባበ ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ቅልጡፍ ምንቁልቋል ቁጠባ፣ ዝቕባበ ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት፣ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ብኣስታት 50% ከምዝነሃረ ተገሊጹ። ኣብዚ እዋን'ዚ ሓደ ዶላር ኣመሪካ፣ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ብ67 ብር ይሽረፍ ከምዘሎ [...]
1 186 187 188 189 190 386 1880 / 3855