Category: ኣህጉራዊ ዜና
ጂቡታዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣባል እታ ንመንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንምሽምጋል እትንቀሳቐስ ዘላ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመዚዙ
Radio Erena: 14 February 2022
ኣምባሳደር ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ እታ ሃገርን፣ መሓመድ እድሪስ ፋራሕ፣ ኣባል እታ፣ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር፣ ኦሉሲጉን ኦባሳንጆ እትምራሕ፣ ንመንግ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናብ ክልል ዓፈር ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግራይ፣ ኣስታት 300 ሽሕ ሰባት ከምዘፈናቐለ ተገሊጹ
Radio Erena: 14 February 2022
ካብ መፋርቕ ወርሒ ታሕሳስ 2021 ኣትሒዙ፣ ዳግም ናብ ክልል ዓፈር ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግራይ፣ ኣስታት 300 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከምዘመዛበለ፣ መንግስቲ ናይቲ ክልል ገሊ [...]
ኣመሪካ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ንድፈ ሕጊ ቀሪቡ
Radio Erena: 14 February 2022
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይ ኮንግረስ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ዝቐረበ ንድፈ ሕጊ ድምጹ ክህበሉ ምዃኑ ተሓቢሩ።
ብቋንቋ [...]
ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ
Radio Erena: 13 February 2022
መንግስቲ ዚምባብወ፣ ተቓውሞ ንዘርኣዩ መማህራን ንሰለስተ ወርሒ ካብ ስራሕ ክእገዱ ንዘውጸኦ መምርሒ፣ ኣብታ ሃገር ዝዓበየ ምምዝባል ዓመተ ትምህርቲ ፈጢሩ።
ናይ መባእታን ላዕለዋይን ደረ [...]
ዩኒሴፍ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ኣርባዕ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 5 ሚልዮን ቆልዑ ከምዝሓከመ ገሊጹ
Radio Erena: 11 February 2022
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላይሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ሶማልን ኬንያን፣ ልዕሊ 20 ሚልዮን ሰባት ህጹጽ ቀረባት ማይን መግብን ከምዘድልዮም ኣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ፈጺሙ ዝብል ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ
Radio Erena: 11 February 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ፣ ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ።
እቲ ብኣህጉራውያን ክኢላታት ሕጊን ጥብቕናን ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰራዊት ኢት [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልይዎ
Radio Erena: 11 February 2022
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ደርቂ ተቓሊዑ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ኣመልኪቱ።
እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት ትካል፣ ብ8 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ [...]
ሩስያ፣ ካልኣይ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያዱ ምድላዋት ጀሚራ
Radio Erena: 09 February 2022
ሩስያ፣ ካልኣይ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ወርሓት ጥቅምቲን ሕዳርን 2022፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያዱ ምድላዋት ጀሚራ።
ፍሉይ ወኪል ፕረዚደንት ሩስያ ኣብ ማእከላ [...]
መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይዛ ኣህጉር ዝተነብረ እገዳታት ክልዓል ጸዊዑ
Radio Erena: 09 February 2022
ብቀዳም 5ን ሰንበት 6ን ዝተኻየደ፣ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ናይዛ ኣህጉር ኣንቢረሞ ዘ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ግብጽን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመይይጦም
Radio Erena: 08 Febraury 2022
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ።
ፕረዚደንት ገለ፣ ብ6 ለካቲት ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ [...]