Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ
Radio Erena: 20 February 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣትዩዎ ንዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ፣ ካብ ኣብ ወተሃደራዊ ሃይሊ ዝያዳ፣ ኣብ ሰላማዊ ዘተ ከተኩር ከምዘለዎ ፈረንሳ ኣተሓሳሲባ።
ፕረዚደንት ኢማኑወል ማክሮን፣ ምስ ቀዳ [...]
‘’ዘየዕርፍ ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቕረበ እማመ ከምዘይሰርሕ ዘመልክት እዩ’’ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን
Radio Erena: 20 February 2022
ህዝቢ ሱዳን ብዘይዕረፍቲ ዘካዪዶ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊን፣ ሓይልታት ጸጥታ ንምዝራጉ ዘውርድዎ ዘለዉ ግፍዕታትን፣ መርኣያ ናይቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ እማመ ሰላም ተቐባልነት ከምዘይብሉ [...]
ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ
Radio Erena: 20 February 2022
ሕብረት ኤውሮጳ ንልምዓታዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ።
ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ፕረዚደንት ቆ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ን30 ደቂንስትዮ መራሕቲ ባቡር ዝወጽአ ናይ ስራሕ ዕድል፣ 28 ሽሕ ኣመልኪተን
Radio Erena: 18 February 2022
ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መራሕቲ ፈጣናት ባቡር ክኾና ንዝደልያ 30 ደቆንስትዮ ክፉት ናይ ስራሕ ዕድል ከምዘሎ ምስ ተሓበረ፣ ኣስታት 28 ሽሕ ደቂንስትዮ ከምዘመልከታ ኣራብ ነዊ [...]
‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’
Radio Erena: 18 February 2022
ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ፋብሪካ ሽኮር፣ ግንባር ሓርንነት ኦሮሞ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ደው ምባሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 February 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ፋብሪካ ሽኮር፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ፣ ካብ 9 ለካቲት ኣትሒዙ ስርሑ ደው ከምዘበለ ተገሊጹ።
መርበብ ሓ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 17 February 2022
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በጺሖምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ምስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝጽብጸብ፣ ብዙሕ ግፍዕታት ከምዝፈጸሙ፣ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል [...]
ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 16 February 2022
ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ሓሙስ 17ን ድሕሪ ጽባሕ ዓርቢ 18ን ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለስ ክካየድ'ዩ።
ኣብዚ ኣብ ንግዲ፣ [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 80 በጺሑ
Radio Erena: 16 February 2022
ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዝቐጸለሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ናይ ዝተቐትሉ ሰልፈኛታት ብዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ተኣዊጁ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ተላዒሉ
Radio Erena: 16 February 2022
ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክልዓል ንዘቕረቦ ጠለብ ኣጽዲቑ።
እቲ ፓርላማ፣ ብሰሉስ 15 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ህጽጽ ኣኼባ፣ ካብ [...]