Category: ኣህጉራዊ ዜና
እገዳን ጸቕጢን ዝበዝሓ ሩስያ፣ መግብታት ንምኽዛን፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ኣእካል ናብ ወጻኢ ከይሽየጡ ኣዚዛ
Radio Erena: 17 March 2022
ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ኵናት ድሕሪ ምኽፋታ፣ ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን፣ ኣብ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲ፣ ቁጠባን ዘተኮረ እገዳታት በብግዜ የውሕዛላ ከምዘለዋ ዝፍለጥ'ዩ።
እዛ ሃገር፣ ብዘይ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ኵናት ሩስያን ዩክሬይንን ምትዕንቓፍ ከጋጥሞ ንዝኽእል ሸመተ ስርናይ፣ ናይ ኣስታት 1 ቢልዮን ዶላር ምወላ ምድላዉ ገሊጹ
Radio Erena: 17 March 2022
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ኵናት ሩስያን ዩክሬይንን ምትዕንቓፍ ከጋጥሞ ንዝኽእል ሸመተ ስርናይ፣ ብሕርሻ ኣፍሪቃ ንምትካእ ናይ ኣስታት 1 ቢልዮን ዶላር ምወላ የዳሉ ምህላዉ ኣፍሊጡ።
[...]
የመን፣ ‘ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንዝምወል ሓላፊ ጸጥታ ንምቕታል ዝዓለመ’ዩ’ ዝተባህለ መጥቃዕቲ ተኻይዱ
Radio Erena: 16 March 2022
ኣብ የመን፣ ዞባ ኣብያን ኣብ እትርከብ ከተማ ዚንጂባር፣ ንኣዛዚ ጸጥታ ናይቲ ዞባ ዓጂቡ ይጓዓዝ ንዝነበረ ቃፍላይ ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ተኻይዱ።
እቲ ብ15 መጋቢት ዝተኻየደ መጥ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዘውረዶ ዕንወት፣ ብፈረንሳ ክጽናዕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ
Radio Erena: 15 March 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ዘውረዶ ዕንወት፣ ብመንግስቲ ፈረንሳ ክጽናዕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘሓተተ ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ብምኽንያት መበ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 15 March 2022
ምስ ኤርትራ ብምዃን ንክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ናብ ዘላ ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ክልኣኸላ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ዝ [...]
ስልጣን ካብ ኣቡኡ ክርከብ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ዝተገልጸ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኡጋንዳ፣ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ከምዘይተፋነወ ኣፈኛ ሓይሊ ምድሪ ገሊጹ
Radio Erena: 15 March 2022
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንትን ኡጋንዳን፣ ሌተናትን ጀነራል ሙሁዚ ካይነረጉባ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ንኣቡኡ ንምትካእ፣ ኣብ መበል 4 [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን
Radio Erena: 13 March 2022
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን።
ወሃብ ቃል ሰራዊት ግብጺ ጋሪብ ዓብደል-ሓፊዝ ብዕለት 10 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳን ግ [...]
ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ንዝገልጽ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ
Radio Erena: 13 March 2022
ንዓመታት ዝኣክል ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ዝገልጽ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ሚኒስተር ማዕድን ሱዳን መሓመድ በሺር [...]
‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ
Radio Erena: 12 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንሰላማውያን ሰባት ብሓዊ ኣቃጺሎም ዝቐተሉ ወተሃደራትን ዕጡቓት ምልሻታትን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ገሊጹ።
ቤት ጽሕፈት መራኸቢታት እቲ መንግስቲ ኣብ ዘው [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝተኸስተ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 10 March 2022
ሕቡራት ኢማራር ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ከምዝለገሰት፣ ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት፣ ማርቲን ግሪፍ [...]