Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 145 146 147 148 149 386 1470 / 3855
ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ

ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ

Radio Erena: 27 March 2022 ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ከምዘውጸአ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ፖለቲካዊ መራሒ’ቲ ውድብ ማህዲ ኣል-ማሻት ኣብ ዝሃቦ ቃል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ

Radio Erena: 27 March 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ኢሉ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ። ዋና ጸሓ [...]
ሱዳንን ግብጺን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዘን ንምዕባይ ዘኽእለን ዘተ ኣካይደን

ሱዳንን ግብጺን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዘን ንምዕባይ ዘኽእለን ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 24 March 2022 ሱዳንን ግብጺን፣ ዝጸንሐን ወትሃደራውያን ጸጥታውን ምትሕግጋዝ ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ላዕለወት ኣዘዝቲ ሰራዊት ተኻይዱ። ኣል ሞኒተር ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ጠቕላሊ ሓቓል ስታፍ ሰራዊ [...]
ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ክዕቆቡ ምዃኖም ተገሊጹ

ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ክዕቆቡ ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena: 24 March 2022 ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ኣሽሓት ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ንምዕቛቦም ይስርሓሉ ምህላዉ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ መርበብ ዜና፣ ንኮሚሽን [...]
ጂቡቲን የመንን ኣብ ምልውጥ ሓበሬታን ጸጥታን ዞባአን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእልን ፕሮቶኮል ከቲመን

ጂቡቲን የመንን ኣብ ምልውጥ ሓበሬታን ጸጥታን ዞባአን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእልን ፕሮቶኮል ከቲመን

Radio Erena: 24 March 2022 መንግስታት ጂቡቲን የመንን፣ ኣብ ምልውዋጥ ሓበሬታን ጸጥታን ብሓባር ከስርሖም ዝኽእል ስምምዓትን ፕሮቶኮላትን ከቲመን። እዚ ዝተኸተመ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣሕመድ ዓዋድ ቢን [...]
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ተገሊጹ

ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ተገሊጹ

Radio Erena: 23 March 2022 ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ድጋፍ ከምዝገበረት ሸበሌ ዝተባህለ መርበብ ዜና ሓቢሩ። እቲ ቻይና፣ ንመንግስቲ ሶማል ዝሃቦ ወትሃደራዊ ሓገዛት፣ ወትሃደራዊ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ድሩዓት [...]
ሰበ ስልጣን ግያዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበሩ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠሊሙና ክብሉ ከሲሶም

ሰበ ስልጣን ግያዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበሩ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠሊሙና ክብሉ ከሲሶም

Radio Erena: 23 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ ሓጺር እዋን፣ ብዝግያውነት ክመርሑ ዝሸሞም 82 ሰብ ስልጣን ምምሕዳር ናይቲ ክልል፣ ብመንግስቲ ተረሲዕና ክብሉ ክሲ ከም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ

Radio Erena: 21 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ ብግዝያውነት ሸይምዎም ንዝነበረ ሰበ ስልጣን ናይቲ ክልል ዝኾኑ ተጋሩ ከምዝኣሰሮም፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ [...]
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 21 March 2022 ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና፣ ንፍሉይ ልኡኽ እታ ሃገር ኣብቲ ዞባ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። [...]
ሶማል፣ ንልዕሊ ሸውዓተ ግዜ ዝተሰጋገረ ምርጫ ን31 መጋቢት ክካየድ’ዩ

ሶማል፣ ንልዕሊ ሸውዓተ ግዜ ዝተሰጋገረ ምርጫ ን31 መጋቢት ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 21 March 2022 ንመወዳእታ ግዜኡ፣ ኣብ 15 መጋቢት ክካየድ ተወሲኑ ዝነበረ ምርጫ ሶማል፣ እንደገና ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ። እቲ ምርጫ ዝተናውሐ፣ ክልተ ካብ ሓሙሽተ ዞባታት እታ ሃገር ወከልተን ክ [...]
1 145 146 147 148 149 386 1470 / 3855