Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሶማል፣ ኣባል ባይቶን ሕጽይቲ ተወዳዳሪትን ዝነበረት፣ ህብብቲ ጓለንስተይቲ ፖለቲከኛ ብርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተቐቲላ
Radio Erena: 28 March 2022
ኣብ ሶማል፣ ከተማ በለድወይን፣ ብ23 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፣ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ 48 ከምዝበጽሐ ሰበ ስልጣን እቲ ዞባ ኣረጋጊጾም።
ብከቢድን ፎኵስ [...]
ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ
Radio Erena: 27 March 2022
ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ከምዘውጸአ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ፖለቲካዊ መራሒ’ቲ ውድብ ማህዲ ኣል-ማሻት ኣብ ዝሃቦ ቃል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ
Radio Erena: 27 March 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ኢሉ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ።
ዋና ጸሓ [...]
ሱዳንን ግብጺን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዘን ንምዕባይ ዘኽእለን ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 24 March 2022
ሱዳንን ግብጺን፣ ዝጸንሐን ወትሃደራውያን ጸጥታውን ምትሕግጋዝ ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ላዕለወት ኣዘዝቲ ሰራዊት ተኻይዱ።
ኣል ሞኒተር ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ጠቕላሊ ሓቓል ስታፍ ሰራዊ [...]
ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ክዕቆቡ ምዃኖም ተገሊጹ
Radio Erena: 24 March 2022
ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ኣሽሓት ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ንምዕቛቦም ይስርሓሉ ምህላዉ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
እቲ መርበብ ዜና፣ ንኮሚሽን [...]
ጂቡቲን የመንን ኣብ ምልውጥ ሓበሬታን ጸጥታን ዞባአን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእልን ፕሮቶኮል ከቲመን
Radio Erena: 24 March 2022
መንግስታት ጂቡቲን የመንን፣ ኣብ ምልውዋጥ ሓበሬታን ጸጥታን ብሓባር ከስርሖም ዝኽእል ስምምዓትን ፕሮቶኮላትን ከቲመን።
እዚ ዝተኸተመ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣሕመድ ዓዋድ ቢን [...]
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ተገሊጹ
Radio Erena: 23 March 2022
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ድጋፍ ከምዝገበረት ሸበሌ ዝተባህለ መርበብ ዜና ሓቢሩ።
እቲ ቻይና፣ ንመንግስቲ ሶማል ዝሃቦ ወትሃደራዊ ሓገዛት፣ ወትሃደራዊ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ድሩዓት [...]
ሰበ ስልጣን ግያዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበሩ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠሊሙና ክብሉ ከሲሶም
Radio Erena: 23 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ ሓጺር እዋን፣ ብዝግያውነት ክመርሑ ዝሸሞም 82 ሰብ ስልጣን ምምሕዳር ናይቲ ክልል፣ ብመንግስቲ ተረሲዕና ክብሉ ክሲ ከም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ
Radio Erena: 21 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ ብግዝያውነት ሸይምዎም ንዝነበረ ሰበ ስልጣን ናይቲ ክልል ዝኾኑ ተጋሩ ከምዝኣሰሮም፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ [...]
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: 21 March 2022
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና፣ ንፍሉይ ልኡኽ እታ ሃገር ኣብቲ ዞባ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢራ።
[...]