Category: ኣህጉራዊ ዜና
ንጀነራል ኣልቡርሃን ዝጠቅስ ዜና ኣብ ቅድሚት ኣይሰራዕካዮን ዝተባህለ ዳይረክተር ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን ካብ ሓላፍነቱ ተሰጕጉ
Radio Erena: 13 April 2022
ንኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝጠቅስ ዜና፣ ኣብ ቅድሚ ኣይሰራዕካዮን ዝተባህለ፣ ዳይረክተር ራድዮ ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ሉግማን ኣሕመድ ካብ ሓላ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ ተዓጽየን ዝጸንሓ፣ ብተጋሩ ዝውነና ዓበይቲ ሆቴላት ይኽፈታ ምህላወን ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ድሕሪ ምእታው፣ ንህወሓት ይድግፋየን ንዝበለን 10ታት ሆቴላትን ትካላትን ንግዲን ዓጽዩወን ድሕሪ ምጽናሕ፣ ንገሊኤን ክኽፈታ ምፍቃዱ ዘ ሪፖርተር [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ መንግስትን ኦነግን ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ክሸማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ
Radio Erena: 12 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ከቢድ ውግእ ይካየድ ምህላዉ እቲ ግንባርን ዝተፈላለዩ ውድባት ኦሮሞን ገሊጾም።
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብኦነ [...]
ምወላ ንልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር መዊሉ
Radio Erena: 12 April 2022
ምወላ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር ከምዝውል ኣፍሊጡ።
እቲ ኣካል ባንክ ልምዓት ኣፍ [...]
ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ የመን፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 11 April 2022
ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
[...]
ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ሶማል ብጉዳይ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር ተሰሓሒቦም
Radio Erena: 11 April 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮብለ፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር፣ ፍራንሲስኮ ማደይራ፣ ካብ ሶማል ክወጻእ ምእዛዙ፣ ዘይሕጋዊ'ውን ስልጣኑ ዘየፍቅደሉን 'ዩ ክብል፣ ፕረ [...]
መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋነን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ተሓቢሩ
Radio Erena: 08 April 2022
መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ዝተፈላለዩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ካብ 2016 ኣትሒዛ ወትሃደራዊ መዓስከር ካብ እተቕ [...]
ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ
Radio Erena: 07 April 2022
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ኣካይዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሰራዊታ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝፈጸምዎ ግፍዒ፣ ቅትለትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣ [...]
ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ስልጣኑ ሓዲጉ
Radio Erena: 07 April 2022
ንዝሓለፈ7 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ስልጣኑ ሓዲጉ።
ንሱ፣ ሎሚ ሓሙስ 07 ሚያዝያ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእ [...]
ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 06 April 2022
ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረን ክልተ መሻርኽቱን ንሕልፈት ክእሰሩ ወትሃደራዊ ቤት ፍርዲ፣ ብረቡዕ 06 ሚያዝያ ብይን ሂቡ።
እቲ ኣብ 198 [...]