Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 135 136 137 138 139 386 1370 / 3855
ካብ ገዝኡ ምስ ወጸአ ደሃዩ ካብ ዝጠፍአ ሳልስቲ ዝገበረ ኢትዮጵያዊ ጀነራል፣ ኣብ ማእሰርቲ ከምዘሎ ተገሊጹ

ካብ ገዝኡ ምስ ወጸአ ደሃዩ ካብ ዝጠፍአ ሳልስቲ ዝገበረ ኢትዮጵያዊ ጀነራል፣ ኣብ ማእሰርቲ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 19 May 2022 ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ኮይኑ ኣብ ዝተመዘዘ፣ ብርጋደር ጀነራል ማሞ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ምስ ወጸ፣ ደሃዩ ከምዝጠፍአ ንበዓልቲ ቤቱ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ [...]
መንገዲ ኣየር የመን፣ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ሰንዓ ናይ መጓዓዝያ በረራ ኣካይዱ

መንገዲ ኣየር የመን፣ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ሰንዓ ናይ መጓዓዝያ በረራ ኣካይዱ

Radio Erena: 18 May 2022 መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብን ናብን ሰንዓ ዘካይዶ ዝነበረ ኣህጉራዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ኣብ 2015 ደው ካብ ዘብል ንደሓር፣ ብሰኑይ 16 ግንቦት፣ ንፈለማ እዋኑ 151 ገያሾ ናብ ዓማን [...]
ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 May 2022 ንደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ኣብ ዘራኽብ፣ ዑመር ናይ ግዳዊ መስመር ጁባ- ኒሙለ፣ ዕጡቓት ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም። በቲ ኣብ ዞባ ማጋዊ፣ ከተማ ኒሙለ ኣብ ዝርከ [...]
ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ክትርፍት’ያ

ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ክትርፍት’ያ

Radio Erena: 17 May 2022 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ከፋኑ ምዃኑ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበብ ዜና ደይሊ ሞኒተር ሓቢሩ። ክልተ ምሉእ ናይ ጀነራል፣ ሰለስተ ናይ ልዩተ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ

ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ

Radio Erena: 17 May 2022 ምስ ኤርትራ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ዘላን፣ ነቲ ለበዳ ብምስጢር ሒዛቶ ዝጸንሐትን ሰሜን ኮርያ፣ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ምዃኑ፣ መራሒኣ [...]
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ

Radio Erena: 17 May 2022 ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክዋፈር ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ማዕከናት ዜና ኣመሪካ ሓቢረን። ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክምለስ ከምዝኣዘዘ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 16 May 2022 ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገር ክስሕብ ሕብረት ኤውሮጳ ደጊሙ ከምዝጸውዐ፣ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮብያ ኣፍሊጡ። ንሱ ብ14 ግንቢት፣ ብትዊተር [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

Radio Erena: 15 May 2022 328 ኣባላት ፓርላማ ሶማል፣ ሎሚ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዘካየድዎ ሰለስተ ዙር ዘካተተ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጾም። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕ [...]
ምስራሕ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ-ጂቡቲ ደው ኢሉ

ምስራሕ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ-ጂቡቲ ደው ኢሉ

Radio Erena: 15 May 2022 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንምስራሕ መስመር መንገዲ ባቡር ብዝምልከት ዝተኻየደ ስምምዕ፣ ዕንቅፋት ኣጋጢሙዎ ደው ኢሉ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣቃሊሐን። እቲ ምስራሕ መንገዲ ባቡር ብወ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: 15 May 2022 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ኣብ ዝካየደሉ ድሮ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ፖሊስ ከተማ ሞቓድሾ፣ ጸጥታዊ ርግኣት እታ ከተማ ኣስጋኢ ስለዘሎ፣ ንኣገዳሲ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ፣ ምንቅ [...]
1 135 136 137 138 139 386 1370 / 3855