Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 124 125 126 127 128 386 1260 / 3852
መራሒ ሱዳን፣ ንሓሙሽተ ጀነራላት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ መዲቡ

መራሒ ሱዳን፣ ንሓሙሽተ ጀነራላት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ መዲቡ

Radio Erena: 13 July 2022 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንሓሙሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ ከምዝመደቦም ተፈ [...]
ሱዳን፣ ብዝሙት ዝተኸሰሰት ጓል 20 ዓመት መንእሰይ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ተፈሪዳ

ሱዳን፣ ብዝሙት ዝተኸሰሰት ጓል 20 ዓመት መንእሰይ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ተፈሪዳ

Radio Erena: 13 July 2022 ዞባዊ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ብዝሙት ተኸሲሳ ንዝመጸቶ ጓል 20 ዓመት መንእሰይ፣ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ምውሳኑ፣ ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ወቒሰን። እታ ማርያም ኣልሰይድ ቲራብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 July 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ምህላዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። በቲ ኤፍራታን ግድምን ኣብ ዝተባህለ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ምምስራት ኣብ ዝብል ዛዕባ ምስ ፓርላማ ክመክር ምዃኑ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ምምስራት ኣብ ዝብል ዛዕባ ምስ ፓርላማ ክመክር ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 July 2022 ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ኣብ ምምስራት ብዛዕባ ዘሎ ተኽእሎ ብምትኳር ምስ ፓርላማ ሃገሩ ክዛተ ምዃኑ ንኣፈኛኡ ብምጥቃስ ሄብሪው ሜድያ ሓቢራ። እቲ [...]
ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

Radio Erena: 12 July 2022 መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ግጭታትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ። እቲ መንግስቲ፣ ሶማል ዝትውልዱ፣ ሱልዳን ሰይድ ኣሕመድ ንዝተባ [...]
ብቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ናይ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

ብቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ናይ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

Radio Erena: 10 July 2022 ትማሊ ቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ኣብ ኣገደስቲ ቦታታት መንግስቲ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ ውዒሉ። እቲ ብዘይዕረፍቲ ዝካየድ ዘሎ ሰ [...]
መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም

መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም

Radio Erena: 10 July 2022 መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ'ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም። እቶም ካብ 21 ቤተ እምነታት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ሃይማኖት ጎስጓስ ኣብ ዝጀመሩሉ፤ [...]
ኣብ የመን ጸኒዑ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብምኽኒያት ዒድ ኣል ኣድሓ ተናዊሑ

ኣብ የመን ጸኒዑ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብምኽኒያት ዒድ ኣል ኣድሓ ተናዊሑ

Radio Erena: 08 July 2022 ኣብ የመን ጸኒዑ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብምኽኒያት ዒድ ኣል ኣድሓ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። ዕጡቓት ሑቲ፤ ሰራዊት የመን ከምኡ'ውን ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገ [...]
‘ኦ.ኤል.ኤ. ሸኔ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክንድምስሶም ኢና’፣ ቀ/ሚ ኣብይ

‘ኦ.ኤል.ኤ. ሸኔ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክንድምስሶም ኢና’፣ ቀ/ሚ ኣብይ

Radio Erena: 08 July 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፤ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ሳምንታት ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ቀቲሎም ኢሉ ንዝኸሶም ዕጡቓት ሓይልታት ኦሮሞ፤ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክንድምስሶም ኢና ኢሉ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ስልጣን ከረክብ’የ ኢሉ

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ስልጣን ከረክብ’የ ኢሉ

Radio Erena: 08 July 2022 ጀነራል ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፤ ወተሃደራዊ ጉጅለኡ ካብ ስልጣን ተኣልዩ፤ ሓላፍነት ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ክሰጋገር ምዃኑ ገሊጹ። እቲ ጀነራል ኣብ ናይሮቢ ዝተኻየደ ዋዕላ ኢጋድ ድሕሪ [...]
1 124 125 126 127 128 386 1260 / 3852