Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 120 121 122 123 124 386 1220 / 3852
ካብ ክልል ኣምሓራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብብዝሒ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ ይዕገት ምህላዉ ተገሊጹ

ካብ ክልል ኣምሓራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብብዝሒ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ ይዕገት ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 August 2022 ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ፣ ብብዝሒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ፣ ብሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን ይዕገት ከምዘሎ ተሓቢሩ። ብፍላይ ካብ ሰሜንን ደቡብን ወሎ ተበጊ [...]
ሓይልታት ለውጢ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ክረቑሕ ተስፋ ኣሎ

ሓይልታት ለውጢ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ክረቑሕ ተስፋ ኣሎ

Radio Erena: 02 August 2022 ሓይልታት ንለውጢ ሱዳን፣ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝመርሕ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክረቑሑ ምዃኖም፣ ንሓደ ካብ መራሕቲን ኣባላትን ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ነበር፣ መሓመድ ኣል ፋ [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ

Radio Erena: 01 August 2022 ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ፣ እቲ ወደብ ካብ 28 ሓምለ ኣትሒዙ ንኣርባዕተ መዓልታት ካብ ስራሕ ተሰናኺሉ ከምዘሎ ራድዮ ዳባ [...]
ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዝርርብ ህወሓት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምይያጥ ናብ መቐለ ከተመርሕ’ያ

ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዝርርብ ህወሓት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምይያጥ ናብ መቐለ ከተመርሕ’ያ

Radio Erena: 01 August 2022 ፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣነት ዌበር እትመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዝርርብ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስ [...]
መ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ፈጢሩ

መ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ፈጢሩ

Radio Erena: 31 July 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ምፍጣሩ፣ ካብታ ሃገር ዝፍኖ ዘሎ ሓ [...]
ደ.ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ዕድመ ስልጣኑ ክናዋሕ ሕቶ ቀሪቡ

ደ.ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ዕድመ ስልጣኑ ክናዋሕ ሕቶ ቀሪቡ

Radio Erena: 31 July 2022 መሰጋገሪ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ዝጠልብ ኣብ መንጎ ፕረዚደንታት ሳልቫ ኪርን፣ ዮወሪ ሙሰቨኒን ዘተ ተኻዪዱ። ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ብዕለት 29 ሓምለ ናብ ዩጋንዳ ወግ [...]
ተኸታታሊ መጥቃዕታት ኣልሸባብ ሚኒስተር ፍትሒ ነበር ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ቀቲሉ

ተኸታታሊ መጥቃዕታት ኣልሸባብ ሚኒስተር ፍትሒ ነበር ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 31 July 2022 ኣብ ዞባ ምዕራብ ናይ ሶማል ሚኒስተር ፍትሒ ዝነበረ፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጒ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ሓሰን ኢብራሂም ዝተባህለ ሚኒስተር ፍትሒ፣ ካብ ሞቓድሾ ኣ [...]
ኬንያ፣ 9 ነሓሰ ዝካየድ ምርጫ ግጭት ከየጎሃህር ተሰጊኡ

ኬንያ፣ 9 ነሓሰ ዝካየድ ምርጫ ግጭት ከየጎሃህር ተሰጊኡ

Radio Erena: 29 July 2022 ኣብ ኬንያ፣ ኣብ 9 ነሓሰ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ናዕቢን ዕግርግር ከየለዓዕል ተሰጊኡ ከምዘሎ ኣብ ናይሮቢ ዝመደበረን ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ትካላት የጠንቅቓ። ንኬንያ [...]
ኣመሪካ፣ ንትግራይ ዝተሸመተቶ 2 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ምጅማሩ ተገሊጹ

ኣመሪካ፣ ንትግራይ ዝተሸመተቶ 2 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ምጅማሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 29 July 2022 መንግስታዊ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ USAID ናብ ትግራይ ክኣቱ ዝሸመቶ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡት ናብ ኢትዮጵያ ክግዕዝ ከምዝጀመረ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ ትካል [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ንሻሙናይ ወርሑ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ተወሰኽቲ ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ንሻሙናይ ወርሑ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ተወሰኽቲ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 July 2022   ኣብ ሱዳን፣ ካርቱምን ካልእ ከተማታትን፣ ኣንጻር'ቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገ [...]
1 120 121 122 123 124 386 1220 / 3852