Category: ዜና ኤርትራ

1 94 95 96 97 98 634 960 / 6338
‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

Radio Erena:03 January 2023 መንግስቲ ሱዳን፣ ንሕቶ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን እንተነጺጉ፣ ኣብቲ ዞባ ኵናት ክእውጁ ምዃኖም መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ፣ መሓመድ ኣል ኣሚን ተሪክ ኣጠንቂቑ። እቲ ካብ ቀቢላ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’  ኦሮሞ ፈደራሊስት  ኮንግረረስ

‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ

Radio Erena: 02 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ (ኦፌኮ) ናብ መንግስቲ ጥርዓን ኣቕሪቡ [...]
ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ ዝህደን ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣቐዲሙ ብሽጉጥ ተሰንዩ ብዝፈጸሞ ናይ ስርቂ ገበን ብዋሕስ ተፈቲሑ፣ ቆጸራ ቤት ፍርዲ ይጽበ ምንባሩ ተሓቢሩ

ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ ዝህደን ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣቐዲሙ ብሽጉጥ ተሰንዩ ብዝፈጸሞ ናይ ስርቂ ገበን ብዋሕስ ተፈቲሑ፣ ቆጸራ ቤት ፍርዲ ይጽበ ምንባሩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 02 January 2023 ኣብ ካናዳ፣ ከባቢ ካልጋሪ፣ ፎረስት ላውን ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዝርከብ ባርን ቤት መግብን፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝህደን ዘሎ ዮሴፍ ሓጎስ፣ ኣቐዲሙ ሽጉጥ ዓጢቑ ኣብ ስርቂ [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን ግብጺን፣ ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝኣሰራ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

ኤርትራን ኢትዮጵያን ግብጺን፣ ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝኣሰራ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

Radio Erena: 02 January 2023 ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመት፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብጠቕላላ 56 ጋዜጠኛታት ኣብ ማእሰርቲ ከምዘሕለፍዎ ተገሊጹ። ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ ክሳብ ባሕቲ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

Radio Erena: 31 December 2022 Radio Erena · ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022   [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

Radio Erena: 30 December 2022 Radio Erena · ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022   [...]
ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ይህደን ኣሎ

ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ይህደን ኣሎ

Radio Erena: 29 December 2022 ኣብ ካናዳ፣ ፖሊስ ካልጋሪ፣ 24 ዓመት ንዝዕድሚኡ፣ ሳሙኤል ወልዳይ ሃይለ ንዝተባህለ ኤርትራዊ ብምቕታል ዝተጠርጠረ፣ ዮሴፍ ሓጎስ ዝተባህለ መንእሰይ ይህደን ከምዘሎ ኣፍሊጡ። [...]
ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ተፈቲሖም

ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ተፈቲሖም

Radio Erena: 29 December 2022 ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ኣ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

Radio Erena: 29 December 2022 ሓይልታት ትግራት፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ካብ ሎሚ ሓሙስ 29 ታሕሳስ ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክብ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፣ ኣምኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣ [...]
ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ

ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 27 December 2022 ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ። እቲ ብዕለት 26 ታሕሳብ ኣብ ከባቢ ሰዓታት 3 ድሕሪ ቀትሪ ከምዘ [...]
1 94 95 96 97 98 634 960 / 6338