Category: ዜና ኤርትራ
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ረቡዕ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: 03 May 2023
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ረቡዕ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ [...]
ሩስያውያንን ግብጻውያን ጽዒና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፍኡ ዝጸንሐ ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣብቲ ክሊ ማይ ኣጣራጢሩ
Radio Erena: 02 May 2023
ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዛ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፊኡ ዝጸንሐ፣ ሩስያውያንን ግብጻውያንን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣጠራጣሪ ምዃኑ ተገሊጹ።
እታ ናይ መዘናጊዓ'ያ ዝተባህለት ጃልባ፣ ድ [...]
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ
Radio Erena: 01 May 2023
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ።
ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ቁጠባዊ ብድሆታት፣ ፈረንሳ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት፣ ሰራሕተኛ [...]
ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢትዮጵያ: መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ
Radio Erena: 30 April 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውድብ ብልጽግና፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣፍሊጠን።
ሓላፊ ብልጽግና ኣብ ክልል [...]
ቻይና፣ ዜጋታታ ካብ ሱዳን ንምውጻእ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ውኪል ኤምባሲ ናብ ታላታ ዓሸር ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 28 April 2023
መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዜጋታቱ ንምውጻእ፣ ዶባት ግብጺ፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይጥቐም ምህላዉ ገሊጹ።
ሺንሁዋ፣ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብምጥቃ [...]
ካብ ካርቱም ሃዲሞም ናብ ጁባ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ
Radio Erena: 27 April 2023
ኣብ ሱዳን፣ ብፍላይ ኣብ ካርቱምን ከባቢኣን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ሃዲሞም ናብ ጁባ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ካብ ገዳርፍ ሓቢሮም።
[...]
‘ሱዳን፣ ጅነራል ኣል ቡርሃንን ጀነራል ዳጋሎን ንሰለስተ መዓልታት ቶዅሲ ደው ከብሉ ተሰማሚዖም።’
Radio Erena: 25 April 2023
ኣብ ሱዳን፣ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ዝቐጸለ ቶዅሲ፣ ን72 ሰዓታት ደው ንምባል፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃንን ጀነራል ሓምዳን ጋዳሎን ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሑ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል ኣብ ኦሎሞፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ
Radio Erena: 25 April 2023
ኣብ እስራኤል ዝነብር ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ኣትለት ተኽለወይኒ ገብረየሱስ፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል፣ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንኽወዳደር ተሓርዩ።
መርበብ ሓበሬታ ኦሎምፒክ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ካብ ሱዳን ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ
Radio Erena:24 April 2023
ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ሱዳን ዝጸንሑ ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ።
ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲኣ ንግዜኡ ከምዝዓጸወት ብምግላጽ፣ ሰራሕተኛታት 'ቲ ኤምባሲ ዝርከብዎም [...]
‘ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት፣ ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን’ዩ።’ ክብሉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም
Radio Erena: 24 April 2023
'ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን ምዃ [...]