Category: ዜና ኤርትራ

1 87 88 89 90 91 643 890 / 6424
ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዘይምዝግቦ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 14 May 2023 ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ፤ ሕግታት ምርጫ ኣየኽበረን ብምባል ንህወሓት ከም ፖለቲካዊ ፓርቲ ክምዝግቦ ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 2021 እቲ ኮሚሽን ህወሓት ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ብ87.5% ወሲኹ።” ፖሊስ ትራፊክ

“ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ብ87.5% ወሲኹ።” ፖሊስ ትራፊክ

Radio Erena: 12 May 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ገኒኑ ብሰንኪ ዘሎ ሓደጋ ተሽከርከርቲ፣ መጠን ሞት ብ87.5% ከምዝወሰኸ፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ትራፊክ ናይቲ ዞባ፣ ሜጀር ሃይለ በራኺ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ብሰንኪ ፕሮቶኮል ሱታፌ ውክልና፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምድፋእ ዘውዲ ንጉስ ቻርለስ ከምዘይተሳተፈት ኣፍሊጣ

ኤርትራ፣ ብሰንኪ ፕሮቶኮል ሱታፌ ውክልና፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምድፋእ ዘውዲ ንጉስ ቻርለስ ከምዘይተሳተፈት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 10 May 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ብ06 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምድፋእ ዘውዲ ንጉስ ቻርለስ፣ ንኽትሳተፍ ዝወከላ ሚኒስተር ፍትሒ፣ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሽም፣ ብውክልና ስለዘይፍቀድ ክትግበር ከምዘይ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ዝጠሓላ ጀላቡ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም፣ 234 ድሒኖም

ማእከላይ ባሕሪ፣ ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ዝጠሓላ ጀላቡ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም፣ 234 ድሒኖም

Radio Erena: 09 May 2023 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ላምፔዱሳ፣ ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ብምጥሓለን፣ ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ሲብሩክ ዝተባህለ፣ ኣብ ጀርመን ዝመደበሩ ናይ ብሕቲ ትካል ም [...]
‘ካብ ከባቢ ከሰላ ተጨውዮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ 95 ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ።’

‘ካብ ከባቢ ከሰላ ተጨውዮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ 95 ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ።’

Radio Erena: 08 May 2023 ኣብ ካርቱም ከባቢኣን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ሃዲሞም፣ ናብ ከሰላ ዝተበገሱ ኤርትራውያን፣ ብመንገዲ ታላታ ዓሸር ተጨውዮም ናብ ኤርትራ ድሕሪ ምእታዎም፣ 95 ካብኣቶም ደሃዮም ከምዘይፍለጥ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሕጊ ንምኽባር ብዝብል ናብ ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጎ ዝኣተወ ሰራዊትን ዕጡቓትን ግጭት ይቕጽል ኣሎ

ኢትዮጵያ፣ ሕጊ ንምኽባር ብዝብል ናብ ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጎ ዝኣተወ ሰራዊትን ዕጡቓትን ግጭት ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 08 May 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ወጥሪ፣ ሕጊን ስርዓትን ንምኽባር ብዝብል፣ ናብቲ ክልል ኣብ መንጎ ዝኣተወ ሰራዊት ፈደራልን ዕጡቓት ኣምሓራን ግጭት ይቕጽል ከምዘሎ ዝተፈላለዩ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ ዝተኻየደ ምእካብ ገንዘብ ኣይተዓወተን’ ው.ሕ.ሃ.

‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ ዝተኻየደ ምእካብ ገንዘብ ኣይተዓወተን’ ው.ሕ.ሃ.

Radio Erena: 07 May 2023 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘድልዮ ባጀት ሓገዝ ንምርካብ ዘካየዶ ጻዕሪ ከምዘይተዓወተ ተገሊጹ። እቲ ውድብ ብሓሙስ 4 ግንቦት ኣብ ዘካየ [...]
‘ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ኣይረኣይን’ዩ’ ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ኣይረኣይን’ዩ’ ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 07 May 2023 ሕማም ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ከምዘይረኣይ፤ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ዳይረክተር'ቲ ውድብ ብዓርቢ 5 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ 'ምስ ኮሚቴ ህጹጽ ሓደጋ ንመበል 15 ግዜ [...]
‘ናብ ትግራይ ዝተላእከ ረዲኤት ካብ መኻዚኖታት ተሰሪቑ ኣብ ዕዳጋታት ይሽየጥ ኣሎ።’

‘ናብ ትግራይ ዝተላእከ ረዲኤት ካብ መኻዚኖታት ተሰሪቑ ኣብ ዕዳጋታት ይሽየጥ ኣሎ።’

Radio Erena: 05 May 2023 ናብ ትግራይ፣ ዝተላእከ ረድኤት፣ ካብ መኻዚኖታት ተሰሪቑ፣ ኣብ ዕዳጋታት ይሽየጥ ኣሎ ክትብል ኣመሪካ ወቒሳ። ዳይረክተር ናይቲ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝውነን ትካል ረዲኤት USAID፣ ሳም [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ክወጽእ ደጊማ ኣተሓሳሲባ

ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ክወጽእ ደጊማ ኣተሓሳሲባ

Radio Erena: 04 May 2023 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶንዮ ብሊንከን፡ ሰራዊት ኤርትራን ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወጻኢ ዝኾኑ ሓይልታትን ካብ መሬት ትግራይ ጠቕሊሎም ክወጹ ደጊሙ ኣተሓሳሲቡ። ንሱ፡ ብምኽን [...]
1 87 88 89 90 91 643 890 / 6424