Category: ዜና ኤርትራ

1 624 625 626 627 628 634 6260 / 6336

”ፈተነ ወትሃደራዊ ዕለዋ’ዩ ኢልካ ምዝራብ ዝተጋነነ’ዩ” ሮጀር ኣኩ

ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ነበር ሮጀር ኣኩ፣ 21 ጥሪ ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ወትሃደራዊ ኩነታት፣ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕለዋ’ዩ ኢልካ ምዝራብ ዝተጋነነ’ዩ ክብል ገሊጹ።     እቲ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ፈረን [...]

ኣብ መዓስከር ሸገራብ፣ ሓደ ኤርትራዊ ብጥይት ተሃሪሙ

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ ኤርትራውያን ኣንጸላልይዎም ካብ ዘሎ ናይ ጭውያታት ፍጻሜ ንምክልኻል ኣብ ዝሃቀንሉ እዋን ብዝተወልዐ ግጭት፣ ሓደ ኤርትራዊ ብጥይት ተሃሪሙ ቆሲሉ።     እቲ ኣብ 20ን 21ን ጥሪ ኣብ ሸገረን ዝተኻየ [...]

መገሻ ፕ. ኢሳይያስ ናብ ሱዳን ተሰሪዙ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ሱዳን ከካይዶ ዝወጠነ መገሻ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተሰሪዙ።    ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብቲ 27 ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ቅድሚ ም [...]

ሰበር ዜና፣ ምቁጽጻር ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ሰራዊት ኤርትራ

ኣብቲ ሚኒስትሪ ብእኩብ ከይወጹ ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ናብቲ ትካል ዝተመደበት ጓል ንፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኤልሳ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከምእትርከቦም’ውን ተረጋጊጹ ኣሎ።    ንጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ ድማ [...]
ሚ.ብርሃነ ኣብርሀ፣ ናይ ሕክምና ጠለቡ ተነጺጉ

ሚ.ብርሃነ ኣብርሀ፣ ናይ ሕክምና ጠለቡ ተነጺጉ

ካብ መዝነቱ ካብ ዝእለ ልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣቝጺሩ ዘሎ ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፣ ብሰንኪ ናይ ጥዕና ጸገም ናብ ወጻኢ ከይዱ ንኽሕከንም ዘቕረቦ ጠለብ ብቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከምእተነጽገ ምንጭታት ሬድዮ [...]

ፈረንሳዊ ኣባል ስለያ ሓራ ንምውጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ፈሺሉ

ኣብ ሶማል ንሰለስተ ዓመታት ብኣልሸባብ ተታሒዙ ዝጸንሐን ብመንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ንምፍትሑ ጻዕርታት ይካየደሉ ዝነበረን ፈረንሳዊ ኣባል ስለያ ሓራ ንምውጻእ ብኮማንዶ ፈረንሳ ዝተኻየደ ስርሒት ፈሺሉ።     እቲ ደኒስ ኣሌክስ ዝተ [...]

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝተሓተ ቁጠባዊ ሓርነት ዘለወን ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ

ኣብ ወፍሪ ሓድሽ ተበግሶ ትወስድ ከምዘላ እትገልጽ ዘላ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝተሓተ ቁጠባዊ ሓርነት ዘለወን 10 ሃገራት ዓለም ምዃና ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ትካል ሄሪቴጅ ብምጥቃስ ሲኤንኤን ሓቢሩ።     እቲ ዓመታዊ ንቁጠባዊ ኩነታት ሃ [...]

ባ.ጸጥታ ሓድሽ ኣቦ መንበር መዚዙ

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ 31 ጥሪ 2013 ተናዊሑ ዘሎ ዕማም ተቖጻጻሪ ጉጅለን ኮሚተ እገዳ ኤርትራን ሶማልያን ንኽመርሕ ሓድሽ ኣቦ መንበር መዚዙ።    እቲ ብባይቶ ጸጥታ ተመዚዙ ዘሎ  ሓድሽ ኣቦ መንበር፣ ኣምባሳደር ደቡብ [...]
ደራስን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል፣ ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ኤርትራውያን ሰሚናር ኣካዪዱ

ደራስን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል፣ ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ኤርትራውያን ሰሚናር ኣካዪዱ

    ዓርኪ ሰውራ ኤርትራ ዝነበረን ብዛዕባ ኤርትራ ሓያሎ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ደራስን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል፣ ኣብ እስራኤል ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሰሚናር ምክያዱ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።   [...]

ኣብ ኤርትራ ሓድሽ መሸጣ ብርኪ ብጥርጣረ ይረአ

ህግደፍ ብሒትዎ ዝጸንሐ ትካላት ፣ ናብ ኤርትራውያን ብብርኪ ክሸጦ ንዘቕርቦ ዘሎ ሕቶ ብጥርጣረታት ይረኣ ኣሎ።    እዚ ከም ትካላት ሸርፊ፣ ህንጻን ቴሌኮሚኒኬሽንን ዘጠቓለለ  ብህግደፍ ተባሒቱ ዝጸንሐ ትካላት፣ ብብርኪ ክሽየጥ ምዃኑ ኣብ [...]
1 624 625 626 627 628 634 6260 / 6336