Category: ዜና ኤርትራ

1 619 620 621 622 623 630 6210 / 6299

ኣልጀዚራ መደባታ ክትቅይስ መምርሒ ተዋሂቡዋ

ኣልጀዚራ ንህዝባዊ ናዕብታት እትህቦ ዝነበረት ቆላሕታ ክትቕይስ ብኣሚር ቀጠር ሸሕ ሓማድ ከሊፋ ኣልታኒ መምርሒ ከምእተዋህባ፣ ንኣባላት እቲ ማዕከን ዜና ንዝነበሩ ጋዜጠኛታትን ሪፖርተራትን ብምጥቃስ ፕረስ ቲቪ ሓቢሩ።     ኣልጀዚራ፣ [...]

ኣብ ቤት ት. ሰላም ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት ተራእዩ

ኣብ ከረን ቤት ትምህርቲ ሰላም፣ ኣብ መናድቕ ናይቲ ክፍልታት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ውልቀ መላኺ’ዩ ዝብል ብቛንቋታት ትግርኛ እንግሊዝኛን ብኩርሽ ተጻሒፉ ከምእተራእየ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።     ቤት ትምህርቲ ሰላም [...]

ክልተ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ንሓድሕደን ተጋጭየን

ኣብ ከባቢ ሞልቂ ዝነበራ ክልተ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ብዓርቢ 16 ለካቲታ ከባቢ ሰዓት ኣርባዕተ ናይ ምሸት ንሓድሕደን ከምእተጋጨዋ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።     እቲ ንኣስታት ፍርቂ ሰዓት ዝጸንሐ ግጭት ጠንቑ ብልክዕ እኳ [...]

መ. ኤርትራ ሓገዝ ፒስ ኮርፕ ክቕበል ጀሚሩ

መንግስቲ ኤርትራ ምስ ስለያን ሲኣይኤ ናይ ኣመሪካን ምትሕሓዝ ኣለዎ ብዝብል ጥርጣረ፣ ኣቛሪጽዎ ዝጸንሐ ብፒስ ኮርፕ ዝፍለጥ ናይ መንእሰያት ወለንተኛታት ሓገዝ ክቕበል ጀሚሩ።     ፒስ ኮርፕ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]

ደሃይ ወላዲኤን ክሓታ ንዝመጻ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት፣ ኤምባሲ ኤርትራ ፖሊስ ጸዊዑለን

ትሕቲ ዕድመ ደቁ ነቲ ብሰኣላይ ተጋዳላይ ዝፍለጥ ህቡብ ጋዜጠኛ ስዩም ጸሃየ፣ ኣቤ ስዮምን ቤሉላ ስዮምን ብዛዕባ ደሃይ እቲ ን12 ዓመታት ኣብ ዘይተፈልጠ ቦታ ተኣሲሩ ዝርከብ ኣብአን ንምሕታት ብሮቡዕ 13 ጥሪ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረ [...]

መንግስቲ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 20 ሰባት ቀዪዱ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተጠርጠሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 20 ሰባት ኣብ ከሰላ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።         ዝርዝር ሓበሬታን ኣስማትን ናይቶም ኣብ ቀይ [...]

ንዝምድና ብሪጣንያን ኤርትራን ብዝምልከት ሕቶ ቀሪቡ

ብሪጣንያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ወፍሪ ዕደና ኣብ ዝተዘራረበትሉ እዋን ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት’ውን ኣልዒልዎ’ዩ ክትብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ ባሮነስ ዋርሲ ኣፍሊጣ።     እታ በዓልቲ ስልጣን ብሪጣንያ ነዚ ዘፍለጠ [...]

”ኤርትራ ንኢራን ኣየጥቀትን” ኣምባሳደር መሓመድ

ኤርትራ ንኢራን ብምትሕብባር ተቓወምቲ የመን ተዕጥቅ ኣላ ንዝብል ኣብ ጋዜጣታታት የመን ኔሽንንን ጋዜጣ ኣል ሻርቕ ኣልኣውሳጥን፣ ንዘቕረብኦ ጸብጻብ፣ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ መሓመድ መሓመድ ናይ ኣሉታ ምላሽ ከምዝሃበሉ ሰሙናዊ [...]

ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየር ተቓውሞ ኣስሚዖም

ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ንምሕደራ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ኣብ ኣኼባ ከምእተቓወምዎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።    እቶም ምንጭታት ኣብ ዝልኣኹልና ሓብሬታ፣ ኣብቲ ንኣብረርትን ኣዘዝቲ ሓ [...]

መ. ኤርትራ፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቀመላ ሓንቲ መርከብ ኣምጺኡ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቀመላ ሓንቲ ዓበይ መርከብ ኣብ ወደብ ባጽዕ ኣጸጊዑዋ ከምዘሎ ምንጭታትና ሓቢሮም።    እታ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተጸጊዓ ዘላ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብኹሉ ሸነኻታ ባን [...]
1 619 620 621 622 623 630 6210 / 6299