Category: ዜና ኤርትራ

1 616 617 618 619 620 643 6180 / 6426

መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሓለፈቲ ተቓወምቲ ዳርፉር ይዘራረብ ኣሎ ተባሂሉ

Radio Erena: December 13, 2013   መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ተቓወምቲ ዳርፉር ይዘራረቡ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም። እቲ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ ዕላምኡ፣ ነቶም ተቓወምቲ ዳርፉርን መንግስቲ ሱዳንን ናብ ናይ መ [...]

KENYA: 20 heads of state to attend celebrations

Radio Erena: December 12, 2013   About 20 heads of state are expected to attend the Kenya jubilee celebrations. The Ministry of Foreign Affairs has hi [...]

ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ካብ ዝነበሮ መመሊሱ ይንህር ኣሎ

Radio Erena: December 11, 2013 ባጤራ ናቕፋ፣ ኣብ 1997 ካብ ዝተሓትመሉ፣ ኣብዚ እዋን እዚ ዝበኣሰ ዝቕባበ ኣጋጢምዎ ከምዘሎ ዝሓበሩ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ኤርትራውያን ክኢላታት ቁጠባ፣ እዚ ድማ ብሰንኪ ዋሕዲ ናይ ወ [...]

260 ኤርትራውያን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ብሓገዝ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ናብ ላምፔዱሳ በጺሓ

Radio Erena: December 11, 2013 260 ኤርትራውያን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ድሕሪ ምብጋሳ፣ ብሓገዝ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ናብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ክትበጽሕ ከምዝኸኣለት ተሓቢሩ። እታ ጃልባ፣ ቆልቁን ደ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ሕጂ’ውን ኣብ ሶማል ንዝርከቡ ዕጡቓት ይድግፍ ኣሎ ክብል ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ወቒሱ

Radio Erena: December 11, 2013 መንግስቲ ኤርትራ ሕጂ’ውን ንዕጡቓት ሶማል ምሕጋዝ ይቕጽሎ ኣሎ ዝብል እምነት ከምዘለዎ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ። ማዕከን ዜና ሸበለ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሶማ [...]

Israel Allowed To Detain Illegal Immigrants for a Year Before Trial, Says New Law

Radio Erena: December 11, 2013   Israel’s Knesset passed legislation that will allow the state to detain illegal migrants without trial for one year. [...]

U.S. Blames Eritrea Still Supporting Al Shabab Militant Group in Somalia

Radio Erena: December 10, 2013   The U.S state department has blamed again that Eritrea is still supporting Somalia's militant group Al Shabab. A repo [...]

ትሽዓተ ኣባላት ሬድሲ ካመልስ ኣብ ኬንያ ከምዝተሰወሩ ይግለጽ ኣሎ

ብሬድሲ ካመልስ ናይ እትፍለጥ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ካብ ግጥማት ሴካፋ ድሕሪ ተገሊፋ ናብ ኤርትራ ንምምላስ ኣብ እትዳለወሉ ዝነበረት እዋን ትሽዓተ ካብ ተጻወታ ከምዝጠፍኡ ምንጭታት ካብ ኬንያ ኣተንቢሆም። እዚ ዝግለጽ ዘሎ ኣቐዲሞም ክልተ [...]

መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘይቐጥታዊ ዘተ ንኸካይዱ፣ ስርዓት ካርቱም ናይ መንጎኝነት ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብመንጎኝነት ስርዓት ካርቱም ዘይቀጥታዊ ዘተ ንኸካይዱ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ካብ ካርቱም ከምዝልሓዅ ዝግልጸ ዘሎ ዘይቐጥታዊ ዘተ መንግስታት ኤርትራ ኢትዮ [...]

በረራታት ንምጅማር ተዳልዩ ዘሎ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ማሳዋ፣ ነፈርቲ ንምክራይ ምስ ቻይናዊ ኩባንያ ይዘራረብ ከምዘሎ ተገሊጹ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ በረርኡ ደው ድሕሪ ምባሉ፣ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ማሳዋ በረራታቱ ንምጅምራ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ ተዳልዩ ከምዘሎ ሲ.ኤች ኣቭየሽን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ። መንገዲ ኣየር ማሳዋ፣ ብሓንቲ ንእሽቶ ና [...]
1 616 617 618 619 620 643 6180 / 6426