Category: ዜና ኤርትራ
261 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ምጥሓል ድሒኖም
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ 261 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝጸዓና ክልተ ጃልባ ካብ ምጥሓል ኣድሒኖም። ሊብያ ሄራልድ ዝተባህለ ጋዜጣ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቶም ኣብ ክልተ ንእሽቱ ጃልቡ ዝነበሩ ስደተኛታት፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ [...]
መ.ኤርትራ ናይ መዘናግዒ ቪላታት ይሃንጽ
ኣብ ኤርትራ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ባይታ እናዝሐ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ዕላምኡ ንጹር ዘይኮነ ኣብ ዳህላክ ዝህንጸ ዘሎ ውቁብ ናይ መዘናግዒ ቪላታት ናብ ምዝዛም ገጹ ከምዝተቓረበ ተገሊጹ። እቲ 48 ሚልዮን [...]
ኣማኢት ኤርትራዊያን ኣብ እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም
መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝገብሮ ዘሎ ጸቕጢ ንምቅዋም ኣማኢት ኤርትራዊያን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ኣብ ኣፍደገ ሚኒስትሪ ምክልኻል እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየዱ ኣማኢት ኤ [...]
ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት 10,000 መልእኽቲ ቴሌፎን ኣመሓላሊፋ
ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ከም መቐጸልታ ናይቲ ካብ ለካቲት 2012 ኣትሒዙ ዘካይዶ ዘሎ ናብ ውሽጢ ኤርትራ ዝጠመተ ናይ ተለፎን ጎስጎስ፣ ዝሓለፈ ዓርቢ እውን ብምትሕብባር “ፈሪ ዳዊት ኤሳቕ” ዝተባህለ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ንሰብኣዊ መሰላት ዝ [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ ፍራንክፈት በረራኡ ኣቋሪጹ
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ጀርመን ፍራንክፈት ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቛረጸ ኤሮ ቴሌግራፍ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ጀርመን ኣረጋጊጹ። እቲ መንገዲ ኣየር ንዓመታት ደስኪሉ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ኣብ ወርሒ መጋቢት [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ መማህራን ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ
5 ጥቕምቲ ኣህጉራዊ መዓልቲ መማህራን ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለሉ ኣጋጣሚ፣ ሃገራት ዓለም ኣብ ትምህርቲ ዝልዓለ ወፍሪ ክገብራ ኣብ ትምህርቲ፣ ስነ ፍልጠን ባህልን ዘተኩር ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዩኔስኮ ጸዊዑ። እዚ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሽዱሽተ የመናውያን ተሰዊሮም
ኣብቲ ንኤርትራን የመንን ዘራኽብ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሽዱሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝተሰወረት የመኒ ፖስት ሓቢሩ። እቶም ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ደሃዮም ተፊኡ ዘሎ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብኤርትራ ተታሒዞም ኽኮ [...]
ግጥማት ካፍ ብሰንኪ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት፣ ንኻልእ እዋን ተሰጋጊሩ
ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኮንፈደረሽን ኣፍሪቃ ማለት ካፍ ነቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘካይድኦ ናይ ጎባልል ምጽራይ ብሰንኪ ኤርትራ እትርከበን ሰለስተ ኣርባዕተ ሃገራት ንኻልእ እዋን ክሰጋገር ተሰማሚዑ። እቲ ጠንቂ፣ እዘን ሃገራት ኣብ ግጥ [...]
ኣመሪካ ”ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብራቓዊ ሱዳን ዘሎ ናዕቢ ኢድ የብለይን’ ትብል
ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብራቓዊ ሱዳን፣ ሓድሽ ናዕቢ ንምውላዕ ኣመሪካ ትሰርሕ ኣላ ንዝብል ወቐሳ፣ ኣመሪካ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ። እቲ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ኢሳይይሳ ኣፈወርቂ ኣብ 2006 ኣብ ኣስመራ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም [...]
ዘይሕጋዊ ኮንትሮባንድ ኣቝሑ ዝጸዓና መካይን ተታሒዘን
ዘይሕጋዊ ኮንትሮባንዳ ኣቝሑ ዝጸዓና 80 ዓበይቲ መካይን ሎሪን ፒክ ኣፕ ዝዓይነተን መካይንን፣ ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ኣብ ዝኣትዋሉ ዝነበራ ከምዝተታሕዛ ንሰበ ስልጣን ከሰላ ብምጥቃስ ኣልራኮባ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እተን ከም ናፍ [...]