Category: ዜና ኤርትራ

ፖሊስ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 150 ሰባት ገፊፉ
Radio Erena: January 15, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ኣብ እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምክያዶም፣ መንግስቲ እስራኤል እንደገና ሓድሽ ግፋ ይቕጽል ኣሎ። ፖሊስ እስራኤል ከም መቐጸልታ ናይቲ ከካይድዎ [...]

Ortac Resources buys into advanced stage Eritrean gold project
Radio Erena: January 15, 2014 Ortac Resources (LON:OTC) has unveiled a strategic tie-up with a private exploration firm, which has a portfolio of "ve [...]

ፖሊስ ኣልባንያ 13 ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ
Radio Erena: January 14, 2014 ፖሊስ ኣልባንያ፣ ነቶም ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ከባቢ ከተማ ጂሮካስተር ኣብ እትርከብ ቁሸት ጆርጉካት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘእተዎም 13 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ [...]

ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ሳልሳይ ይስራዕ
Radio Erena: January 14, 2014 ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ ሃገራት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ከምዝስራዕ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብቐዳማይ ደረጃ ዝስርዑ ዜጋታት ፊሊፒንስ ኮይኖ [...]

ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ብ800% ንሂሩ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: January 13, 2014 ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ብ 800% ንሂሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ 1997 ናቕፋ ክትኣታቶ እንከሎ፣ መጠን ሓደ ዶላር 7 ናቕፋን ዕስራ ሳንቲምን ዝነበረ፣ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ንሓደ [...]

ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: January 13, 2014 ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ የመን ዓዋድ ኣል ሶኮርቲ ኣብ ሰንዓ ምስ ዝርከብ ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ መሓመድ ሓማድ ተራኺቡ ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ዘተርኮረ ዝርርብ ከምዘካየደ ተገሊጹ። እቲ ዝ [...]

ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ኩነታት ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ኩነታት ስደተኛታት ዘተኮረ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርርብ ኣካይዱ
Radio Erena: January 13, 2014 ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ ኣብ ጉዳይ ህሉይ ሰብኣዊ ኩነታትን ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዘተኮረ ዝርርብ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርርብ ኣካይዱ። ሚኒስተር ኣህጉራዊ ምትሕግ [...]

Yemeni Minister of Fisheries Wealth meets Eritrean diplomat
Radio Erena: January 13, 2014 Minister of Fisheries Wealth Awad al-Socotri met here on Tuesday with charge d'affaires of the Eritrean embassy in Sa [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቱ ቀጺሉ
Radio Erena: January 10, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ነቲ ዘካይድዎ ዘለዉ ሰለማዊ ሰልፊ ንምድጋፍ፣ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝርከቡ ወገናቶም ኣብ ኤምባሲታት ኤስራኤል ተመሳሳሊ ሰለማዊ [...]

African Migrants Protest in Israel Enters 4th Day
Radio Erena: January 9, 2014 In Israel, several thousand African migrants demonstrated Wednesday for a fourth day against a new law that allows auth [...]