Category: ዜና ኤርትራ

1 594 595 596 597 598 609 5960 / 6082

ኤርትራ ንመንግስታት ካርቱምን ጁባን ክትሽምግል ሓቲታ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ እቲ ንመንግስታት ካርቱምን ጁባን ዘሰሓሕብ ዘሎ ነጥብታት ክሽምግል ከምዝደሊ ገሊጹ።    እዚ ዝተገልጸ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጁባ ዑደት ብምክያ [...]

ሱዳን ሓድሽ ሕጊ መንበሪ ፍቓድ ኣውጺኣ

ሱዳን ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይበሎም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ክትሰጎም ምዃና ኣፍሊጣ።    ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኩሎም እቶም ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ክሳብ ዝተ [...]

ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ብልዕሊ 20% ይንህር

ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ካብ መወዳእታ 2012 ጥራይ ብልዕሊ 20 ሚእታዊት ከምዝንሃረ ተገሊጹ።    ኣብ ቁጠባ ሃገራት ዘተኩር ሙንዲ ኢንዴክስ፣ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ኣተኩሩ ኣብ ዘቕረቦ ዝርዝራዊ ጸብጻብ፣ ኤርትራ ኣብ መንጎ ወጻኢታትን ኣታውን [...]

”ፕ. ኢሳይያስ፣ ሕማቕ ኣብነት መራሕቲ” ጋዜጣ ሊበራስዮን

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ፣ ሕማቕ ኣብነት መራሕቲ ኣፍሪቃ’ዩ ክትብል ጋዜጣ ሊበራስዮን ገሊጻቶ።    እታ ጋዜጣ፣ ካብ ህዝባዊ ጅግና ናብ ዕሉል ውልቀ መላኺ ዝተሰጋገረ መራሒ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ [...]

ካናዳ ንቆንስል ኤርትራ ክትሰጎ ወሲና

መንግስቲ ካናዳ ብጉዳይ ምእካብ ክልተ ሚእታዊት ከተጠንቕቖ ንዝጸንሐ ቆንስል ኤርትራ ኣቶ ሰመረ ገብረማርያም ዑቕባሚካኤል ከባርሮ ወሲኑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካናዳ፣ ነቲ ካብ ኤርትራውያን ክእክቦ ዝጸንሐ ዘይሕጋዊ’ዩ ዝበሎ ክልተ ሚእ [...]

ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ፍሉይ ወኪል ው.ሕ.ኣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ

ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን፣ ንኤርትራዊ ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ፍሉይ ወኪል እቲ ውድብ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ክኸውን መዚዝዎ።     ባንኪ ሙን፣ ንኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ብደረጃ ምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት' [...]

መ. ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ተበቲኑ

ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጥን ንዝተጓሃሃረን ዕግርግር፣ ፖሊስ እስራኤል ምሉእ ለይቲ ክብትንዎ ከምዝሓደሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤ [...]

ማ.ባሕሪ ናይ ዝሰግሩ ቁጽሪ ኤርትራውያን ይውስኽ

ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ እናበኣሰ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ።    ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት UNHCR ካብ ትሪፖሊ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓልፋ ክልተ ኣዋርሕ ማለት ኣብ ወርሒ መጋቢትን [...]

ዋንነቱ ዘይተፈልጠ መገዲ ኣየር ኣብ ኤርትራ

ማሳዋ ኤርወይስ ዝተባህለ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ክልተ ቢች ክራፍት ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ናብ ኣህጉራዊ መዓፎ ነፈርቲ ባጽዕ ከምዘእተወ መርበብ ሓበሬታ ኣቬሽን ኣፍሊጡ።    ብመሰረት እቲ ኣብ ጉዳይ ኣቬሽን ዓለምና እዋናዊ [...]

ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሶማል ክወጽእ’ዩ

ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ሶማል ክትስሕብ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣፍሊጡ።    ኢትዮጵያ ኣብ 2006 ናብ ሶማል ብምእታው ነቲ ብእስላማዊ መጋብኣያታት ተጠርኒፉ ዝነበረ ሓይሊ ብምፍራስ ኣብ 2009 ከምዝወጸ [...]
1 594 595 596 597 598 609 5960 / 6082