Category: ዜና ኤርትራ

መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ 200 ኢራናውያን ኣብረርቲ ምቑጻሩ፣ ዕዳግኡ ከንቖልቑል ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 26 August, 2014 ብሰንኪ ዋሕዲ ኣብረርቲ ተዋጢሩ ከምዝጸንሐ ዝገለጸ መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ 200 ኢራናውያን ኣብረርቲ ብምቑጻሩ፣ ኣብ ዕዳጋ ከቢድ ክሳራ ከጋጥሞ ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ካ [...]

ኤርትራን ናይ እትርከበን ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ኬንያ ኣኼባ የካይዱ
Radio Erena: 26 August, 2014 ኣዘዝቲ ፖሊስ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኬንያ ወደባዊት ከተማ ሞምባሳ ኣኼባ የካይዱ ከምዘለዉ ሻንጋይ ደይሊ ገሊጹ። ኣዛዚ ፖሊስ ኬንያ፣ ዳቪድ ኪመዮ ንማዕከናት ዜ [...]

ጭፍራ መራኽብ ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዐን
Radio Erena: 26 August, 2014 ጭፍራ መራኽብ ኢራን፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝተጸግዓ ፕረስ ቲቪ ገሊጹ። እተን ሄሊኮፕተራትን ሚሳይላትን እትስከም ዓባይ ናይ ኵናት መርከብ እትርከበን ጭፍራ መራኽብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ወሽመጥ [...]

ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ኣከፋፍላ ዋጋ ነዳዲ ክሰማምዓ ከምዘይክኣላ ተገሊጹ
Radio Erena: 25 August, 2014 ኤርትራ ካብ ሱዳን እትሽምቶ ዘላ ነዳዲ ኣብ ግዜኡ ይበጽሕ ብዘይምህላዉ፣ ብዙሕ ጸገማት ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ብቦጣት ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝጓረት ነዳዲ፣ ኣብ ግዜኡ ዘይበጽሓሉ ዘሎ [...]

ሩስያ፣ ሓድሽ ስትራቴጂ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ
Radio Erena: 25 August, 2014 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ልኡኽ [...]

ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲ.ኤን ኩቤካ ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ተሰናቢቶም
Radio Erena: 22 August, 2014 ንልዕሊ ክልተ ዓመት ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲኤ.ን. ኩቤካ ኮይኖም ክወዳደሩ ዝጸንሑ፡ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ሜሮን ርእሶምን ጃኒ ተወልደን፡ ካብ’ታ ጋንታ ከም [...]

ኣብ ካናዳ ዝርከባ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ፍትሒ፣ ማሕበር ኣቝመን
Radio Erena: 22 August, 2014 ኣብ ካናዳ ዝነብራ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ፍትሒ፣ ብዛዕባ ጉዳያተን ንምምይያጥ ማሕበር ከምዘቖማ ካብ ከተማ ቶሮንቶ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እታ ብደለይቲ ፍትሒ ዝኾና ደቂንስትዮ ቆ [...]

ኬንያ፣ ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ ቪዛ ክሓቱ ዘገድድ ሓድሽ ውሳኔ ንምሕላፍ ትዝቲ
Radio Erena: 22 August, 2014 መንግስቲ ኬንያ ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቐዲሞም መእተዊ ቪዛ ክሓቱ ዘገድድ ሓድሽ ውሳኔ ንምውጻእ ይዝትየሉ ኣሎ። መንግስቲ ኬንያ ነዚ ንምውሳን ዝዝትየሉ ዘሎ፣ ደቡብ ኣፍ [...]

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ብሰንኪ ዋሕዚ ናብ ስደት፣ ከቢድ ዋሕዲ መማህራን ኣንጸላልዩዎ
Radio Erena: 21 August, 2014 ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ንዘጋጥሞ ዘሎ ሃጓፍ መማህራን ንምምላእ፣ ግቡእ ስልተና ምምህርና ንዘይወሰዱ ኣማኢት ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሳዋን ካልኦት ኮሌጃትን፣ ናብ ምምህርና መ [...]

ካናዳ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ዜጋታት ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ነናብ ዓዶም ምምላስ ትቕጽሎ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 August, 2014 ካናዳ፣ ናብ ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ዝኣመሰላ ሃገራት ስደተኛታት ናይ ምጥራዝ መስርሕ ትቕጽሎ ከምዘላ፣ ንጸብጻብ ክፍሊ ኣገልግሎት ዶብ እታ ሃገር Canada Border Services Agenc [...]