Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝወሓደ በጻሕቲ ሃገር ዘእንግዳ ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 05 August, 2014 ፈረንሳ ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሑ በጻሕቲ ማለት ቱሪስት እተእንግድ ሃገር ክትከውን እንከላ፣ ሶማልያ ድማ በንጻሩ እታ ዝወሓደ በጻሕቲ ንዑደት ዝመርጹዋ ሃገር ምዃና ቱሪስት ጆኡርናል ኣፍሊጡ። ኣ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ማይ ዓይኒ ዘካየዶ ናይ ሕርሻ መሬት ናይ ምድልዳል ስጉምቲ፣ ተቓውሞ ኣለዓዒሉ
Radio Erena: 04 August, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ንእሱ ዞባ ማይ ዓይኒ፣ ምምሕዳር ክናጦት፣ ከባቢ ሃዘሞ ናይ ሕርሻ መሬት ንምድልዳል ብዝወሰዶ ሃንደበታዊ ተብግሶ ካብ ነበርቲ እቲ ዓድታት ተሪር ተቓውሞ ከም [...]

ፍላይ ኦሎምፒክ፣ ካብ ናብን ኣስመራን ክልተ ከተማታት ኤውሮጳን ዝጀመሮ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ሰለስተ ወርሒ ከይመልአ ኣቋሪጹ
Radio Erena: 04 August, 2014 ካብን ናብን ኤርትራን ክልተ ሃገራት ኤውሮጳን ቀጥታዊ በረራታት ጀሚሩ ዝነበረ መንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ሰለስተ ወርሒ ኣብ ዘይመልአ ግዜ በረራታቱ ኣቋሪጹ። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ነቲ ብሉፍ [...]

ስዑዲ ዓረብ 16 ኤርትራውያን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ክሊ ማያ ከምዝሓዘት ተገሊጹ
Radio Erena: 01 August, 2014 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ስዑዲ ዓረብ፣ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጀዛን፣ ፈርሳን ኣብ ዝተባህለት ንእሽቶ ደሴት 16 ኤርትራውያን ከምዝሓዙ የመኒ ኢኮኖሚስት ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እቶ [...]

ብሪጣንያ 15 ‘ኤርትራውያን ኢና’ ዝበሉ ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 01 August, 2014 ፖሊስ ብሪጣንያ፣ ዶብ ፈረንሳ ሰጎሮም ዝኣተዉ 15 ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ የእትያ። እቶም ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን 3 ደቂንስትዮን ዝርከብዎም 15 ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ ስደተኛታት ኣ [...]

መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቮልታ ስጳኛ ክወዳደር ምዃኑ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 31 July, 2014 ተቐዳዳማይ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲ.ኤን. ኩቤካ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፡ ካብ 23 ነሓሰ ክሳብ 14 መስከረም 2014 ኣብ ዝካየድ፡ ኣህጉራዊ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ስጳኛ ክሳተፍ [...]

ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን፣ ምስ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ዝኣተዉዎ ስምምዕ ኣይተተግበረን ብምባል ተቃውሞ የካይዱ
Radio Erena: 31 July, 2014 ተቓወምቲ ምብራቑ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ 2006 ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን ብዝብል ኣብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ንቤት ጽሕፈት ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን ወሪሮም [...]

ኣብ ሊብያ ብዝቕጽል ዘሎ ግጭት 8 ሱዳናውያን ተቐቲሎም
Radio Erena: 31 July, 2014 ኣብ ሊብያ ከተማ ጥራብሎስ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ሸሞንተ ሱዳናውያን ከምዝተቐትሉ ኤምባሲ ሱዳን ካብታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ሊብያ፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ጥራብሎስን ቤንቓዝን እቲ ግጭት እናሓየለ ስ [...]

ክልተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ኢትዮጵያውንን ኣትሌታት ኣብ ኣመሪካ ዑቕባ ሓቲቶም ይብሃል ኣሎ
Radio Erena: 30 July, 2014 ክልተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ኣትሌታት ኣብ ኣመሪካ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ይግለጽ ኣሎ። እተን ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣትለታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተረፋ ክ [...]

‘ኤርትራ ዝተሓተ ሰብኣዊ ምዕባለ ዘለዋ ሃገር’ያ’ UNDP
Radio Erena: 30 July, 2014 ሸቶታት ሚልዮንዮም ተመዝግብ ከምዘላ እትገልጽ ኤርትራ ብሰብኣዊ ምዕባለ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ተሰሪዓ። ኤርትራ ኣብቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ንመጽናዕቲ ካብ ዝቐረባ 187 ሃገራት ኣብ መበ [...]