Category: ዜና ኤርትራ

1 549 550 551 552 553 634 5510 / 6332
ቀጠርን ሱዳንን ኣብ ወትሃደራዊ ስምምዕ

ቀጠርን ሱዳንን ኣብ ወትሃደራዊ ስምምዕ

Radio Erena: 04 November, 2014 ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ወትህደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን። ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ዓብደልራሒም ሑሰን ምስ ቀጠራዊ መዘንኡ ሓማድ ቢን ዓሊ ኣል ዓትያ ብምርኻብ ነቲ ስምምዕ ከምዝኸተሙ [...]
ኣብ ቡርኪናፋሶ ዘጋጠመ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ መጠንቐቕታ ምዃኑ ተገሊጹ

ኣብ ቡርኪናፋሶ ዘጋጠመ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ መጠንቐቕታ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 November, 2014 ኣብ ቡርኪናፋሶ ንፕረዚደንት እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ዝፈንቐለ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ብምልኪ ንዝመሓደራ ዘለዋ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ መጠንቐቕታ ምዃኑ ተንተንቲ ፖለቲካ ኣፍሪቃ ይገልጽዎ ኣለዉ። [...]
ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝዘተየ ሰሚናር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተኻይዱ

ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝዘተየ ሰሚናር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተኻይዱ

Radio Erena: 03 November, 2014 ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝዘተየ ሰሚናር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተኻይዱ። ዕላማ'ቲ ኤርትራዊ ምንቕስቓስ ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን - EMDHRን ፕሪቶርያ ዩኒቨርሲቲ ማእከል [...]
ኤርትራ፣ ክትንበብ ዕድል ዘይረኸበት መጽሓፍ

ኤርትራ፣ ክትንበብ ዕድል ዘይረኸበት መጽሓፍ

Radio Erena: 31 October, 2014              ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ሽጋራን ማስቲካን ዝሸጡ ቆልዑ ያን፣ እቲ ሰማያዊ ሰብ ዘርእስታ መጽሓፍ ይሸጡ ኣለዉ ዝብል ወረ ንኣባላት ስለያ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፍሉይ ተል [...]
ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ ዓሳ ክገፉ ዝጸንሑ 66 ግብጻውያን ተታሒዞም

ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ ዓሳ ክገፉ ዝጸንሑ 66 ግብጻውያን ተታሒዞም

Radio Erena: 31 October, 2014 ኣብቲ ንኤርትራን የመንን ዘዋስን ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ክነጥፉ ዝጸንሑ 66 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ምስ ሰልስተ መራኽቦም ተታሒዞም። እቶም ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ [...]
ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ከተማ ባኒቱ ናይ ደቡብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ ከምዝወደቐት ይግለጽ ኣሎ

ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ከተማ ባኒቱ ናይ ደቡብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ ከምዝወደቐት ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 31 October, 2014 ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግም ተጓሃሂሩ ኣብ ዘሎ ግጭት፣ ኣብ ነዳዲ ልዑል ኣገዳስነት ዘለዋ ከተማ በኒቱ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ ከምዝወደቐት ይግለጸ ኣሎ። እንተኾነ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣ [...]
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ተናዊሑ

ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ተናዊሑ

Radio Erena: 30 October, 2014 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ዓመት ኣናዊሕዎ። እቲ ባይቶ ነዚ ዝወሰነ፣ ዕማም ናይቲ ንኤርትራን ሶማልን ዝቖጻጸር ጉጅለ እቲ ውድብ [...]
ፍትሒ ኣብ ዘይብላ ሃገር፣ ንልዕሊ 10 ዓመታት ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ኣብ ጀዳ….

ፍትሒ ኣብ ዘይብላ ሃገር፣ ንልዕሊ 10 ዓመታት ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ኣብ ጀዳ….

Radio Erena: 30 October, 2014 ሕግን ፍትሕን ኣብ ዝተሳእና ኤርትራ፣ ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሓሽም ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ፍትሓዊ ኣካይዳ መንግስትን [...]
ዋና ጸሓፊ ው.ሕ.ሃን ፕረዚደንት ባንኪ ዓለምን ኣብ ጎረባብቲ ኤርትራ ዑደት የካይዱ

ዋና ጸሓፊ ው.ሕ.ሃን ፕረዚደንት ባንኪ ዓለምን ኣብ ጎረባብቲ ኤርትራ ዑደት የካይዱ

Radio Erena: 30 October, 2014 ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙንን ፕረዚደንት ባንክ ዓለም ጂንግ ዮን ኪምን ኣብ ጎረባብቲ ኤርትራ ዝኾና ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወግዓዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ንሳቶም፣ ናይ ቀርኒ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዙ ተሰማሚዖም

መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዙ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 30 October, 2014 ሱዳንን ሊብያን፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዘ ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ጎረባብቲ ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊብያ ዓብዱላ ኣል ቲኒ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ም [...]
1 549 550 551 552 553 634 5510 / 6332