Category: ዜና ኤርትራ

ከም መቐጸልታ ዝኽሪ ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ዳዒሽን፣ ኣብ በይ ኤርያ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 20 May 2015 ከም መቐጸልታ ናይቲ ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ኣብ ሊብያ ብዳዒሽ ንዝተቀትሉ ስደተኛታት ንምዝካር ዝካየድ ዘሎ ዝተፈላለየ መደባት፣ ኣብ ኣመሪካ፣ በይ ኤርያ'ውን ብሰኑይ 18 ግንቦት ሰልፊ ተኻየዱ። [...]

ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ሱዳንን ኣብ ህሉው ኩነታት ስደተኛታት ዘትዮም
Radio Erena: 20 May 2015 ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ገዳርፍ ንዘጋጥም ዘሎ ምጭዋይን መሸጣን ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ንምሕጋዝ፣ ንመንግስቲ ሱዳን መካይንን ሞተር ሳይክልን ሂቡ። እተን ብላዕ [...]

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶብ ኬንያ ጥሒሱ ክብል ደይሊ ኔሽን ሓቢሩ
Radio Erena: 20 May 2015 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶባ ኬንያ ብምጥሓስ ኣብ ሰሜናዊ ሆር ንእትርከብ 'ኢለረት' ዝተባህለት መደበር ፖሊስ ተቖጻጺሩ ክብል ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ደይሊ ኔሽን ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ [...]

ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተቓውሞ ገጢምዎ
Radio Erena: 19 May 2015 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቶ ሳልሕ ዑመር፣ ብሰንበት 17 ግንቦት ኣብ ከተማ ደርባን ኣብ ዘካየዶ ሰሚናር ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ተቓውሞ ከምዝገጠሞ ምንጭ [...]

15 ጀርመናውያን ምስ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም
Radio Erena: 19 May 2015 ብውሕዱ 15 ጀርመናውያን ኣብ ሶማል ምስ ዝመደበሩ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም ምህላዎም ኣብ ሙኒክ እትሕተም መጽሔት 'ፎካስ' ኣቃሊዓ። እታ መጽሔት ነዚ ዘቃልዐት፣ ፈደራላዊ ኣኽባር ሕጊ ጀር [...]

ክልተ ሰራሕተኛታት ሚ.ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብስለያ ተኸሲሶም
Radio Erena: 19 May 2015 ክልተ ሰራሕተኛታት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ንኣባል ስለያ ኣመሪካ ተኣፋፊ ሓበሬታ ክህቡ ብምጽንሖም ኣብ ቀይዲ ከምዝኣዉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ክልተ ሱዳናውያን፣ ኣብ ዱባይ [...]

ሽወደናዊ-ኤርትራዊ ሽርክነት ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ዝተባህለ ማሕበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ናብ መንግስቲ ሽወደን ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 18 May 2015 ሽወደናዊ-ኤርትራዊ ሽወደንን ኤርትራን ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ዝተባህለ ሲቪካዊ ማሕበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ናብ መንግስቲ ሽወደን ናይ ጻውዒት ደብዳቤ ልኢኹ። እቲ ማሕበር [...]

ፈረንሳ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ መሊሳ
Radio Erena: 18 May 2015 ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣመና ገኒንሉ ኣብ ዘሎ፣ ፈረንሳ ነቲ ምስ ኢጣልያ ዘዳውባ ከባቢታት ብጽኑዕ ክትዓጹ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ማኑኤል ቫልስ ገሊጹ። ፈረንሳ [...]

ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሙን ኣብ ዝተረፎ ግዜ፣ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታታት ጸጥታዊ ጥንቃቐታት ክገብሩ ጸዊዓ
Radio Erena: 18 May 2015 ምርጫ ኢትዮጵያ ሓደ ሰሙን ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ ግዜ፣ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ይኹኑ ብሕጂ ክገሹ መደብ ዘለዎም ዜጋታታ ልዑል ጸጥታዊ ጥንቃቐ ክገብሩ ተማሕጺና። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪ [...]

ብዝጸረፍናዮ መስፈር ከይንጽረፍሲ…ኣይንጻረፍ
Radio Erena: 15 May 2015 ኣኽርያ 'ምበር ናፊቐዮ! ኣዛን-ተርሒም መስጊድ ሶማል ካብ ዘይሰምዕ እኮ ሽዱሽተ ዓመተይ ተቓሪቡ። ደወል-ቅዳሴ ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ከኣ'ሞ ሬሳ ወላዲተይ ካብ ዘፋነኽሉ 3 [...]