Category: ዜና ኤርትራ

ብሕርያ መንግስቲ ዝተሸሙ መበል 4ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ዓሪፎም
Radio Erena: 21 December 2015 ብሕርያ መንግስቲ ኤርትራ ዝተሸሙ መበል 4ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ሎሚ 21 ታሕሳስ ከምዝዓረፉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊ [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ የመንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ንምዝርራብ ኣብ ስዑዲ ዑደት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 21 December 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ንምዝርራብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ኣብ ምክያድ ከምዝርከብ ማዕከናት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ገሊጸን። እቲ [...]

ካብ ሓደጋ ባሕሪ ዝደሓነ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ ኢጣልያ፣ ብመስኮት ሆስፒታል ጸዲፉ ሞይቱ
Radio Erena: 21 December 2015 ካብ ሓደጋ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓነ ኤርትራዊ፣ ብመስኮት ናይ ሓደ ሆስፒታል ጸዲፉ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እቲ ስሙ ዘይተገልጸ 24 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ብሓይ [...]

ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ፣ ሎሚ ፍርቂ መዓልቲ ኣስመራ ኣትዩ
Radio Erena: 18 December 2015 ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ፣ ሎሚ 18 ታሕሳስ ፍርቂ መዓልቲ ናብ ኣስመራ ኣትዩ ዘሎ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ኤርትራ እትግበሮ ዘላ ኣበርክቶን ከምኡ'ውን ብዛዕባ'ቲ ም [...]

ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ተዓዋቲ ብሉጽ ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2015 ኮይኑ
Radio Erena: 18 December 2015 ፕሮፌሽናል ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ኤርትራዊ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ናይዚ ዓመት'ዚ ዝበለጸ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኮይኑ ተዓዊቱ። ኣብዚ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓያ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዝወጠኖ ናይ መሬት ልምዓት፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ህዝቢ ኦሮሞ ከምዝሰረዞ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 18 December 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዝወጠኖ ናይ ልምዓት ማስተር ፕላን ብሰንኪ ተቓውሞ ህዝቢ ኦሮሞ ደው ከምዘበሎ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ወፍርን ንግድን ዘተኮረ [...]

ብኸቢድ ምግሃስ መሰል ደቂ ሰብ ኣብ እትኽሰስ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ ውዒሉ
Radio Erena: 17 December 2015 ብኸቢድ ምግሃስ መሰል ደቂ ሰብ ኣብ ቅድሚት ካብ ዝስርዓ ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ። ኣብቲ ብሕብረት ኤውሮጳን ካልኦት መሻርኽትን ተ [...]

ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ኦሮሞ ዘካይድዎ ዘለዉ ተቃውሞ፣ ከቢድ ጸጥታዊ ስግኣት ፈጢሩ
Radio Erena: 17 December 2015 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ተማሃሮ ኦሮሞ ዘጎሃሃርዎ ተቓውሞታት ናብ ሓረስቶትን ካልኦት ኣካላትን እቲ ሕብረተሰብ ኣብ ዝልሓመሉ እዋን፣ 10ታት ተወላዶ ኦሮሞ ብሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ከምዝተቐትሉ ተገ [...]

መንግስቲ የመንን ሑቲን ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ከቲሞም
Radio Erena: 17 December 2015 ተቓወምቲ ሑቲን መንግስቲ የመን ናይ እሱራት ምልልዋጥ ኣካይዶም። ምልውዋጥ ናይቶም 360 ካብ ተቃወምቲ 265 ከኣ ካብ ወገን መንግስቲ ዝኹኑ እሱራት ኣብ ዞባ ላሃጅ ከምዝተኻየደ'ዩ ዘመልክት [...]

ጀርመን፣ ምስ መንግስታት ኤርትራ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ትዝቲ
Radio Erena: 16 December 2015 ልኡኽ መንግስቲ ጀርመን ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታትን ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ኤርትራ ንምዝታይ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ብሚኒስተር ምትሕግጋዝን ልምዓትን ገርድ ሙለ [...]