Category: ዜና ኤርትራ

መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዝጸንሐ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ተሓኤ ተለቒቖም
Radio Erena: 16 February 2016 መንግስቲ ሱዳን፣ ካብ 30 ጥሪ 2016 ኣትሒዙ ቀይዶም ዝጸንሐ ኣቶ ሑሰን ከሊፋን ኣቶ ዓብደላ ሓምዳይን ዝተባህሉ ክልተ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ለቒቕዎም። ተሓኤ [...]

20 ሃገራት፣ ብስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተወደበ ወትሃደራዊ ልምምድ ይሳተፋ
Radio Erena: 16 February 2016 ስዑዲ ዓረብ፣ 20 ሃገራት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዝወደብት ኣፍሊጣ። ኣብቲ 'ናይ ሰሜን ነጉዲ' ተሰምዩ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር [...]

“ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ቁጠባ ኤርትራ ናይ 2 ቢልዮን ዶላር ኣበርክቶ ጌሩ።” ም/ፕረዚደንት ኔቭሰን
Radio Erena: 15 February 2016 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ቢሻ ዕደና ካብ ዝጅምር ኣብ ቁጠባ ኤርትራ 2 ቢልዮን ዶላር ኣበርክቶ ከምዝገበረ ምክትል ፕረዚደንት ናይቲ ናይ ካናዳ ኩባንያ ቶድ ሮመይን ምስ መደበር ቴሌቪዥን ሲ [...]
ቫኔሳ በርሀ፣ ንስልማት ሓሳብካ ብናጻ ምግላጽ ተረቑሓ
Radio Erena: 15 February 2016 ንኣስታት 15 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንዝርከቡ፣ ጋዜጠኛ ስዮም ጸሃየን ብጾቱን ክፍትሑ ብ'ዋን ደይ ስዮም' እትጉስጉስ ዘላ ኤርትራዊት ሽወደናዊት መንእሰይ ቫኔሳ በርሀ፣ ንስልማት ሓሳብካ [...]

ኢጣልያ ምህዳን ኣሰጋገርቲ ስደተኛታት ትቕጽል
Radio Erena: 15 February 2016 ካብ ኢጣልያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ስደተኛታት ከሰጋግሩ ጸኒሖም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 25 ሰባት ኣብ ከተማ ሚላኖ ከምዝተታሕዙ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ገሊጸን። [...]

ብስኽራን ዝተሰነፉ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማልታ፣ ኣብ ልዕሊ ሳልሳዮም ኤርትራዊ ከቢድ ጉድኣት ኣውሪዶም
Radio Erena: 12 February 2016 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማልታ፣ ኣብ ልዕሊ ሳልሳዮም ኤርትራዊ ብዘውረድዎ ከቢድ ጉድኣይ ኣብ ፍርዲ ከምዝቀረቡ መርበብ ሓበሬታ ዘ ኢንዲፐንደትን ገሊጹ። እቶም 22 ዓመት ዝዕድሚኡ [...]

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዝተነብረ እገዳ ክናዋሕ ወሲና
Radio Erena: 12 February 2016 ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዝተነብረ እገዳ ክናዋሕ ምውሳና ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ድሕሪ'ዚ ናይ ኣመሪካ ውሳነ፣ ንኣካያዲ ስራሕ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ካርቱም ኣ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ባይቶ ጸጥታ ዘንበረሉ እገዳ ንኽልዓል ዲፕሎማስያዊ ዘመተ የካይድ
Radio Erena: 11 February 2016 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንኽልዓል እቲ መንግስቲ ጽዑቕ ዲፕሎማስያዊ ዘመተ ኣብ ምክያድ ከምዝርከብ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቲ መንግስቲ ምስ [...]

ሓደ ካብ መራሕቲ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሆላንድ ኣንጻር መሓዛ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዝኾነት ሆላንዳዊት ዘቕረቦ ክሲ ብቤት ፍርዲ ተነጺጉ
Radio Erena: 11 February 2016 መሰረት ባህልቢ ዝተባህለ ሓደ ካብ መራሕቲ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሆልናድ፣ ኣንጻር መሓዛ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ዝኾነት ሆላንዳዊት ፕሮፌሰር ሚርያም ቫን ረይሰን ዘቕረቦ ክሲ ከምዝተነጽ [...]

“ኣጋር ሰራዊት ናብ ሶርያ ክልእኽ’የ፣” ስዑዲ ዓረብ
Radio Erena: 11 February 2016 ስዑዲ ዓረብ ኣጋር ሰራዊታ ናብ ሶርያ ክትልእኽ ድልውቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ። ኣፈኛ ሰራዊት ስዑዲ ዓረብ ብርጋዴር ጀነራል ኣሕመድ ኣሲሪ ንኣሶሸትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ስዑዲ ዓረብ ካብ መ [...]