Category: ዜና ኤርትራ

1 449 450 451 452 453 639 4510 / 6387
ነርወይ፣ ናብ ሃገሮም ብፍቓዶም ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ 30 ሽሕ ክሮና ክትህብ ትመባጻዕ

ነርወይ፣ ናብ ሃገሮም ብፍቓዶም ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ 30 ሽሕ ክሮና ክትህብ ትመባጻዕ

Radio Erena: 27 April 2016 ብብዝሒ ስደተኛታት እተማርር ዘላ ነርወይ፣ ናብ ሃገሮም ብፍቓዶም ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ 30 ሽሕ ክሮና ክትህብ ምዃና ከምዝገለጸት ማዕከን ዜና ዘ ሎካል ሓቢሩ። ነርወይ ኣቐዲማ'ውን ንዘውጽኣቶ ና [...]
ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ናብ ከተማ ጁባ ተመሊሱ

ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ናብ ከተማ ጁባ ተመሊሱ

Radio Erena: 27 April 2016 ናብ ከተማ ጁባ ዝምለሰሉ ግዜ ከደናጕ ዝጸንሐ ተቃዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ትማሊ 26 ሚያዝያ ናብታ ከተማ ኣትዩ። እቲ ብኢጋድን ክልኦት ኣካላትን ኣብ ዝተካየደ ዘተ፣ ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዕዳጋታት ከብትን ጤለ–በጊዕን ንዝንቀሳቀስ ባጤራ ናቕፋ ንምቁጽጻር ይሰርሕ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዕዳጋታት ከብትን ጤለ–በጊዕን ንዝንቀሳቀስ ባጤራ ናቕፋ ንምቁጽጻር ይሰርሕ

Radio Erena: 26 April 2016 ዋሕዲ ኣብ ዕዳጋ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ባጤራ ዝፈጠሮ ጸቕጢ፣ ኣብ ቅንያት ፋሲካ ናብ ዕዳጋ ናይ ዝቐርባ ዘለዋ ከብቲን ጤለ-በጊዕን ብዝሒ ብኣሉታ ጸልይዎ ምህላዉ ተሓቢሩ። ህዝቢ፣ መዓልታዊ ንዘህልኾ ቀ [...]
ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም የንቖልቁል፣ ኣብ ኤርትራ መመሊሱ ይሰኣን

ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም የንቖልቁል፣ ኣብ ኤርትራ መመሊሱ ይሰኣን

Radio Erena: 26 April 2016 ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም መመሊሱ የንቆልቅል። ኣብዚ እዋን'ዚ ዋጋ ሓደ በርሚል ዘይተጻረየ ነዳዲ ትሕቲ 28 ዶላር ይሽየጥ ምህላዉ ኣብ ንግዲ ዘተኩራ ማዕከናት ዜና የመልክታ። እዚ ኣብዚ እዋን'ዚ [...]
ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተጓሃሃረ ዓሌት ግጭት ብውህዱ 14 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተጓሃሃረ ዓሌት ግጭት ብውህዱ 14 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 April 2016 ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ጋምቤላ ኣብ ዝተጓሃሃረ ናይ ዓሌት ግጭት ብውሕዱ 14 ሰባት ከምዝተቀትሉ ሓያሎ ከኣ ከምዝቖሰሉን ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ብዓርቢ 22 ሚያዝያ ዝተፈጸመ ግ [...]
ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ምስ ወከልቲ ደምበ ተቓውሞን መንግስቲ ኤርትራን ተዘራሪቦም

ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ምስ ወከልቲ ደምበ ተቓውሞን መንግስቲ ኤርትራን ተዘራሪቦም

Radio Erena: 25 April 2016 ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ክፍሊ ዞባ ኣፍሪቃ ምስ ወከልቲ ደምበ ተቓውሞን መንግስቲ ኤርትራን ከምዝተዘራረቡ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ብመሰረት እቲ [...]
ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን- ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ ራብዓይ ደረጃ ሒዙ

ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን- ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ ራብዓይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 25 April 2016 ኣብ ለንዶን ኣብ ዝተኻየየደ መበል 36 ናይ ማራቶን ቅድድም ጉያ እግሪ ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረ ስላሴ መበል ራብዓይ ደረጃ ሒዙ። ኣብቲ ናይ ዓለም ብሉጻት ዝበሃሉ ተቐዳደምቲ ዝተሳተፍዎ ና [...]
ኣብ እስራኤል፣ ብኤርትራውያን እትውነን መባእታ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ፣ ንወለዲ ናይ ቋንቋ እብራይስጥ ትምህርቲ ትህብ ኣላ

ኣብ እስራኤል፣ ብኤርትራውያን እትውነን መባእታ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ፣ ንወለዲ ናይ ቋንቋ እብራይስጥ ትምህርቲ ትህብ ኣላ

Radio Erena: 25 April 2016 ኣብ እስራኤል እትርከብ ብኤርትራውያን እተውነን ቤት ትምህርቲ ኣቦጊዳ፡ ጎኒ ጎኒ'ቲ ንቆልዑ እትህቦ ዘላ ናይ ቋንቋን ኣካዳምያዊ ትምህርቲንትን፡ ንወለዲ'ውን ናይ ቋንቋ እብራይስጥ ስሩዕ ትምህርቲ [...]
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝርከቡ 9 ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ቀረባ ክልቀቑ ተስፋታት ከምዘሎ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ

ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝርከቡ 9 ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ቀረባ ክልቀቑ ተስፋታት ከምዘሎ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ

Radio Erena: 22 April 2016 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝርከቡ ትሽዓተ ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ቀረባ ክልቀቑ ተስፋታት ከምዘሎ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም ካብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዞም፣ ኣብ [...]
ኣንጻር ‘ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐርብ ጸብጻብ ዘመተ ንምውዳብ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፓሪስ ርክባት የካይዱ

ኣንጻር ‘ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐርብ ጸብጻብ ዘመተ ንምውዳብ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፓሪስ ርክባት የካይዱ

Radio Erena: 21 April 2016 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ መፋርቕ ሰነ 2016 መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ንምክያድ ምድላዋት ኣብ ዝገብረሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር እቲ ብመርማሪት ኮሚሺን ዝቐርብ ጸብ [...]
1 449 450 451 452 453 639 4510 / 6387