Category: ዜና ኤርትራ

ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኾ ናይ መግቢ ረዲኤት ብኤርትራ ምሕላፉ፣ ወደባት ኤርትራ ንምብርባሩ ሓገዚ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 29 June 2016 ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኾ ናይ መግቢ ረዲኤት ብኤርትራ ምሕላፉ፣ ወደባት ኤርትራ ንምብርባሩ ሓገዚ ምዃኑ ተገሊጹ። ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝቐንዐ ረዲኤት ኣቐዲሙ ብወ [...]

ኢትዮጵያ፣ ብቕዓቱ ዘይሓለወ 70 ሚልዮን ኮንዶም ክትጉሕፍ’ያ
Radio Erena: 28 June 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ህንዲ ዝዓደገቶ 70 ሚልዮን ኮንዶም ብቕዓቱ ኣይሓለወን ብምባል ክትጉሕፎ ከምዝወሰነት ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ ካብ ለገስቲ ብዝተረኽበ ሓገዝ ብኣስታት [...]

ኣልሸባብ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ሓደ ሚኒስተር ዝርከቦም 15 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 28 June 2016 ኣልሸባብ ኣብ ሶማልያ፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ሓደ ሚኒስተር ዝርከቦም ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ቢቢሲ ሓቢሩ። እቲ ብቀዳም 25 ሰነ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ [...]

ደገፍቲ ህግደፍ ኣንጻር መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ጄኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ዝተላእከኡ ሰለስተ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ሓደ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
Radio Erena: 28 June 2016 ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብ21 ሰነ ኣብ ጀኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ኣስመራ ካብ ዝተላእከኡ ሰለስተ ኣባላት ሚኒስተሪ ዜና ሓደ ዑቕ [...]

“ምብጻሕ ም/ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ናብ ኣስመራ፣ ቅድሚ’ዚ ሓድሽ ወጥሪ ኢትዮ-ኤርትራ ዝተመደበ’ዩ፣” ክ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ
Radio Erena: 27 June 2016 ብምክትል ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዶክተር ሻኖን ስሚዝ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፣ ብዛዕባ'ዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ኵናት ሃዋሁ ንምዝ [...]

ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ምሩዅት ኵናት ኤርትራ፣ ቆላሕታ ንምርካብ ሓገዝ ይሓቱ
Radio Erena: 27 June 2016 ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ 19 ምሩዅት ኵናት ኤርትራ ካብ ዝኾነ ወገን ቆላሕታ ክረኽቡ ብዘይምኽእሎም ኣብ ከቢድ ሻቖልት ምህላዎም ሓቢሮም። ንሳቶም ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ቃል፣ ካብ ዝተማረኹላ ዕለት [...]

ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ንመርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ኣብ ጀኔቫ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ
Radio Erena: 23 June 2016 ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረብ ጸብጻብ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሎሚ 23 ሰነ ኣብ ጄኔጃ ሰላማዊ የካይዱ። እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብዚ ሰዓት'ዚ ካርፕ ደ ክ [...]

ኣብ ኣዲስ ኣበባን መዓስከር ማይ ዓይንን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንመርማሪት ኮሚሽን ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ
Radio Erena: 23 June 2016 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ሎሚ ሓሙስ 23 ሰ [...]

ዝበዝሐ ሃገራት ኣብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ ንዝብል ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ከምዝድግፋ ገሊጸን
Radio Erena: 21 June 2016 ሎሚ 21 ሰነ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝተጋብአ መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ ባይቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝተሳተፋ ሃገራት፣ መብዛሕተን ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቀረበ ኣብ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጸም ኣ [...]

ኣማኢት ኢትዮጵያን ተቓወምቲ ዝርከብዎም ደገፍቲ ህግደፍ ኣንጻር መርማሪት ኮሚሽን ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ
Radio Erena: 21 June 2016 ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎ ተቓውሞ ንምግላጽ ሎሚ 21 ሰነ ኣብ ጀኔቫ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ካብ ኣመሪካ፣ ካናዳን ኤውሮጳን ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን [...]