Category: ዜና ኤርትራ

ኣካያዲ ስራሕ ነበር ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን ተኸሲሱ
Radio Erena: 07 February 2019 ኣካያዲ ስራሕ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩበንያ ኔቭሰን ዝነበረ ክሊፍ ዴቪስ፣ ኣብ ካናዳ ክሲ ከምዝተመስረተሉ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቲ ኣ [...]

ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 06 February 2019 ብኮሚሽነር ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝን ንልምዓት ነቨን ሚሚቻ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ'ዩ። እቲ ልኡክ፣ ኣብ መውወዳእታ ዕለታት'ዚ ሰሙን ኣብ ክልቲ [...]

ኣብ ኤርትራ፣ ንልዕሊ ሸሞንተ ዓመታት ዝተኣስረ ኢትዮጵያዊ ፓይሎት ዓሪፉ
Radio Erena: 06 February 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ንልዕሊ ሸሞንተ ዓመታት ተኣሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ድሕሪ ዝተጀመረ ርክብ ተፈቲሑ ናብሃገሩ ዝተፋነወ ኢትዮጵያዊ ኣብራሪ ነፋሪት ውግእ ኮለነል ታደሰ ሙ [...]

ጅቡቲ፣ ዝጠሓሉ ልዕሊ 50 ሰባት፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ምዃኖም ተረጋጊጹ
Radio Erena: 06 February 2019 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ኣብ ዝጠሓላ ክልተ ጀላቡ ህይወቶም ዝሰኣኑ 58 ሰባት፣ ብምሉኦም ዜጋታት ኢትዮጵያ ምዃኖም ተረጋጊጹ። ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢ [...]

እስራኤል፣ ከንቲባ ከተማ ፐታህ ቲክቫ፣ ነበርቲ ንስደተኛታት ክከታተልዎም ይእዝዝ
Radio Erena: 04 February 2019 ከንቲባ እስራኤላዊት ከተማ ፔታህ ቲክቫ፣ ነበርቲ ዝኾኑ ዜጋጋት፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታታትን ሓተቲ ዑቕባን ምክትታል ክገብሩ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። ከንቲባ ራሚ ግሪንበ [...]

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ፣ ምስ ጉዳይ ስደተኛታት ብዝተሓሓስ ክሲ ቀሪቡሉ
Radio Erena: 03 February 2019 ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣሊያ፣ ነቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሩ ከይኣትዉ ኣብ ባሕሪ እንከለዉ ብምኽልካሉ ክሲ ቀሪቡሉ። ማተዮ ሳልቪኒ፣ ኣብ ዝሓለፈ [...]

ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውባ መስመራት ብወግዒ ከምዝኸፈተት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 31 January 2019 ፕርዚደንት ሱዳን በሺር፣ ሎሚ ሓሙስ 31 ጥሪ፣ ካብ ከሰላ፣ ብመንገዲ ቴሌዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ፖለቲካ ክፈላልየና ኣይግባእን ድሕሪ ምባሉ፣ ምስ ኤርትራውያን ዘሎና ኣሕዋት ኣብ ግምት [...]

ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣቦ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፎም
Radio Erena: 30 January 2019 ምስቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ፣ ሓጂ ኢብራሂም ዮኑስ ዝተባህሉ ኣቦ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፎም። እቶም [...]

ካብ ኤርትራ ሪፈር ዝተባህሉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕክምናዊ ኣገልግሎታት ይወሃቦም ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 January 2019 ካብ ኤርትራ፣ ሪፈር ዝተባህሉ ኤርትራውያን ተሓከምቲ፣ ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕክምናዊ ኣገልግሎታት ይወሃቦም ከምዘሎ ተሓቢሩ። ቴሌቪዥን ድምጺ ወያነ ኣብ ዘመሓለለፈቶ ጸብጻብ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መ [...]

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ኣብ ጉዳይ ባድመ ከምዘይተዘራረቡ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 January 2019 መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዛዕባ'ታ ኣውራ ምኽንያት መወልዒ ኵናት ዝኾነት ባድመ፣ ዝኾነ ዓይነት ዝርርብ ከምዘየካየዱ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶ ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ ኣረጋጊጹ። ኣብዚ [...]