Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝግህስ ተርእዮታት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 12 February 2019 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ብወገን ኢትዮጵያ ዝቀላቐል ዘሎ፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝግህስ ተርእዮታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ንሳቶም ኣብቲ ትማሊ 11 [...]

ሚኒስተር ጉ/ወጻኢን ስደተኛታትን ሉክዘንበርግ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 11 February 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ዦን ኣሰልቦርን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሉክዘንበርግ፣ ካብ 11 ክሳብ 14 ለካቲት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ'ዩ። ዑደቱ [...]

ትካላት ግብጺ፣ ኣብ ክሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ቁጽጽር ዘይብሉ ምግፋፍ ዓሳ የካይዳ
Radio Erena: 11 February 2019 ሓያሎ ትካላት ግብጺ፣ ኣብ ክሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ቁጽጽር ዘይብሉ ምግፋፍ ዓሳ የካይዳ ከምዘለዋ ተሓቢሩ። ይኹ'ምበር፣ እተን ኣብ ኢንዱስትሪ ምግፋፍ ዓሳ ዝተዋፈራ ትካላት ግብጺ፣ ኣብ ክሊ ባሕ [...]

ሓላፊ ክፍሊ ሕሳብ ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ተኣሲሩ
Radio Erena: 11 February 2019 ሓላፊ ክፍሊ ሕሳብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ነበር ኣቶ ብርሃነ የማነ፣ ምስቲ ኣብ እስራኤል ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ፈጺምዎ ዝብሃል ምጥፍፋእ ገንዘብ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሩ። ኣቶ ብርሃነ፣ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሓወልቲ ንጉስ ሓይለስላሴ ተሃኒጹ
Radio Erena: 11 February 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓወልቲ ንጉስ ሃይለስለሴ ተሃኒጹ። እቲ ሓልወቲ፣ ትማሊ ሰንበት 10 ለካቲት፣ ብምኽንያት 32 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ [...]

ሕ/ ኤውሮጳ፣ ንወደባት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርጊያ ንምጽጋን ናይ 20 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ሂቡ
Radio Erena: 10 February 2019 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንወደባት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመራት ጽርጊያ ንምጽጋን ናይ 20 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ሰሊዑ። ኮሚሽነር ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝን ምዕባለን ሕብረት ኤውሮጳ ነቨን ሚሚም [...]

ኢትጵያውያን ምሁራትን ፖለቲከኛታትን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝጻረረ ርእይቶታት ይህቡ
Radio Erena: 08 February 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ለውጢ መድረኽ፣ ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታትን ምሁራትን እታ ሃገር፣ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዘተን ክትዓትን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝጻረር ርእይቶታት ይህቡ ኣለዉ [...]

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ “እዚ ሰሜን”፣ መበል ሻውዓይ መዓልቲ ምክልኻል፣ ኣብ ጓል ባድመ ጸምቢሉ
Radio Erena: 08 February 2019 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ መበል ሻውዓይ መዓልቲ ምክልኻል፣ ኣብ ጓል ባድመ ከምዝጸንበለ ካብ ትግራይ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣፍሊጡ። እቲ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሰፊሩ ዝርከብ፣ ብእዚ ሰሜን [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ሕክምና ንዝርከብ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም በጺሑ
Radio Erena: 08 February 2019 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ኣቡዳቢ፣ ሕክምናዊ ክንክን ንዝግበረሉ ዘሎ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም በጺሑ። ዛጊት መንነቱ ብዘይተነጸረ ሰብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ኣብ ኣስመራ ከቢድ መጥቃ [...]

ዓዲ ሓሎ፣ ኣብ ሓለዋ ፕረዚደንት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሰራዊት ነፍሲ ወከፎም 10 ሽሕ ናቕፋ ተዋሂቦም
Radio Erena: 07 February 2019 ኣብ ዓዲ ሓሎ፣ ኣብ ሓለዋ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተዋፊሮም ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት፣ ነፍሲ ወከፎም 10 ሽሕ ናቕፋ መተባብዒ ተዋሂብዎም። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ሓለዋ ፕረዚደንት [...]