Category: ዜና ኤርትራ

ግብጺ፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ንምንዋሕ፣ ቅዋም ምቅይያር ክግበረሉ’ዩ
Radio Erena: 18 February 2019 ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ክሳብ 2034 ንምንዋሕ ተባሂሉ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ምቅይያር ቅዋም ክትግበር ከምዝክእል ተገሊጹ። ቅዋም ግብጺ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገ [...]

ኤርትራ እትርከበን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት፣ ሓደጋ ባልዕ ኣንጸላልዩወን
Radio Erena: 17 February 2019 ኤርትራ እትርከበን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት፣ ሓደጋ ጸረ ዘራእቲ ባልዕ ኣንጸላልዩወን ከምዘሎ ተገሊጹ። ውድብ መግብን ሕርሻን ማለት ፋኦ ብዕለት 16 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ [...]

ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ብዛዕባ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ክዘራረብ ቅሩብ ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 14 February 2019 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ብዛዕቲ ኣብ መንጎ ሃገሩን ኤርትራን ዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳያት ብዝምልክተ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ክዘራረብ ቅሩብ ከምዘሎ ገሊጹ። ንሱ ምስ [...]

ደረፍቲን ሳዕሳዕትን ዝሓቖፈ ልኡኽ ባህሊን ዲፕሎማሲን ህግደፍ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ
Radio Erena: 14 February 2019 ደረፍቲ፣ ሳዕሳዕትን ተላሃይትን ዝርከብዎም ልዕሊ 50 ኣባላት ዝሓቖፈ ልኡኽ ባህሊን ዲፕሎማስን ህግደፍ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ። እቲ ሎሚ14 ለካቲት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ፣ ገዲም ድምጻዊ በ [...]

“መን ይፈልጥ? ንመጻኢ ኣፍደገ ባሕሪ ይህልወና ይኸውን።” ለማ መገርሳ
Radio Erena: 14 February 2019 ፕረዚደንት ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳ፣ ብምኽንያት ጽምብል መበል ሻውዓት ምልኻል ሃገር፣ ምስ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፣ "መን ይፈልጥ ንመጻኢ ኣፍደገ ባሕሪ ይህልወና ይኸውን ክብል ዝሃቦ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝካየድ ዙር ለ’ኣቨኒኽ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ
Radio Erena: 14 February 2019 ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ 15 ክሳብ 25 ነሓሰ ኣብ ፈረንሳ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ለ'ኣቨኒኽ ክትሳተፍ ፣ ናይ ክብሪ ዕድመ ከምዝቐረበላ ጋዜጣ ለ'ኢኵፕ ኣፍሊጣ። ኤርትራ፣ ኣብዚ ምስ ዙር [...]

ምስ ተቓውሞ ኣኽርያን ድሒሩ ዝሰዓበ ኩነታትን ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓጂ መሓመድ ኣብራር ተፈቲሖም
Radio Erena: 13 February 2019 ምስቲ ብ31 ጥቅምቲ ኣብ ኣኽርያ ዝተኻየደ ተቓውሞን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ምእሳር ወለዲን ተማህሮን ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓጂ መሓመድ ኣብራር ተፈቲሖም። ኣብ ክሊ ዕድመ 70ታት ዝርከቡ ሓጂ [...]

ወኪል ኤርትራ፣ ኣብ ምምራቕ ሓወልቲ ንጉስ ሃይላሴ ተሳቲፉ
Radio Erena: 13 February 2019 ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝምራሕ ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምምራቕ ናይቲ ብሰንበት 10 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቖመ ሓወልቲ ንጉስ ሃይለስላሴ ተሳቲፉ። ሓ [...]

ኢትዮጵያ፣ 3 መሳጊድን 7 ኣብያተ ክርስትያንን ተቓጺለን
Radio Erena: 13 February 2019 ኣብዚ ዝሓለፈ 10 መዓልታት ጥራይ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ደቡብን ሰለስተ መሳጊድን ሸውዓተ ኣብያተ ክርስትያንን ከምዝተቓጸላ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጠን። ምስ እምነት ተተሓሒዙ ዝጎሃሃ [...]

ሱዳን፣ መማህራን ዩኒቨርሲቲ ተኣሲሮም
Radio Erena: 13 February 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ንካልኣይ ወርሒ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር 14 መማህራን ዩኒቨርሲቲ ከምዝኣሰሩ [...]