Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራን ግብጽን፣ ንወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘትየን
Radio Erena: 10 June 2019
መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተገሊሉ ንዝርከብ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ከምዝዘተዩ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እቶም መራሕቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ [...]

መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 June 2019
መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ማሕበር መጎዓዝያ ነፈርቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ ኤር [...]

ኤርትራ፣ ኣብ መናድቕ፣ ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት እናበዝሐ ይመጽእ ኣሎ
Radio Erena: 07 June 2019
ምንቅስቓስ "ይኣክል" ካብ ዝተበገሰሉ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ መናድቅ፣ "ይኣክል" ዝብል ጭርሖታትን ክጸሓፍ እንከሎ፣ ተመሳሳሊ መልኣኽቲ ዝሃዘለ ወረቓቕቲ'ውን በብእዋኑ ክብተን ጸኒሑ'ዩ።
ኣብዚ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን፣ ንመርገጺ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጽን ከምእትድግፍ ዝእንፍት መግለጺ ኣውጺኣ
Radio Erena: 06 June 2019
ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን፣ ንመርገጺ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጽን ከምእትድግፍ ዝእንፍት መግለጺ ኣውጺኣ።
እታ ሃገር ብ5 ሰነ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ተፈጢሩ ብዘሎ ዘይርጉእ ኩነታት፣ ልዕሊ 200 ተማሃሮ ናብ ኢትዮጵያ ተሰዲዶም
Radio Erena: 05 June 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ተፈጢሩ ብዘሎ ዘይርጉእ ኩነታት፣ ተማሃሮ ብብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ይስደዱ ከምዘለው ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
https://www.youtu [...]

ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ይርከቡ
Radio Erena: 04 June 2019
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ፣ ብውሕዱ 32 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም፣ ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከቡ [...]

“ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ዳርጋ የለን፣” ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ
Radio Erena: 04 June 2019
"ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ከም ሓድሽ ክትንእስ እንተዘይኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ዳርጋ የለን፣" ክብል ሓደ ኣባል ናይቲ ሓይሊ ኣየር ነበር ገሊጹ።
እቲ ስሙ ክንዕቅበሉ ዝመጸረጸ፣ ኣባል [...]

ኩባንያ ዳናኪሊ፣ ኣብ ኤርትራ ንዘካየዶ ንጥፈታት ዕደና፣ ካብ ክልተ ትካላት ፊይናንስ ኣፍሪቃ ልቃሕ ሓቲቱ
Radio Erena: 03 June 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ደንካልያ፣ ከባቢ ኮሉሊ፣ ዕደና ፖታሽ ንምክያድ ኣብ ምድላው ዝርከብ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናኪል፣ ካብ ክልተ ትካላት ፊናንስ ኣፍሪቃ ልቃሕ ናይ ምርካብ ተስፋ ከም [...]

ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ጻዕሪ ይቕጽል
Radio Erena: 02 June 2019
ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ዝዘተየ ዋዕላ ብ30 ግንቦት ተኻዪዱ።
እዚ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተሳተፍኦ ዋዕላ፣ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪ [...]

ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ናብ ኢጣልያ ግዒዞም
Radio Erena: 31 May 2019
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 140 ሓተቲ ዑቕባ፣ ብ30 ግንቦት ናብ ኢጣልያ ግዒዞም።
እዞም ቆልዑን ደቀንስትዮን ዝርከብኦም ሓተቲ ዑቕባ [...]