Category: ዜና ኤርትራ

1 264 265 266 267 268 644 2660 / 6431
ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ክለብ ኮፊዲስ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ

ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ክለብ ኮፊዲስ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ

Radio Erena:- 15 August 2019 ፈረንሳዊት ክለብ ኮፊዲስ፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ፣ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ንተወሳኺ ክልተ ናይ ቅድድም ወቕቲ ምስኣ ንኽጸንሕ ውዕል ኣናዊሓትሉ። ጋ [...]
ኣስመራን ከባቢኣን፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ፣ 588 ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ኣጋጢሙ

ኣስመራን ከባቢኣን፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ፣ 588 ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ኣጋጢሙ

Radio Erena:- 14 August 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሓት ሰነን ሓምለን ጥራይ፣ 588 ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ከምዘጋጠመ ንጸብጻብ ፖሊስ ትራፊክ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ሓቢሩ። [...]
ናብ ቻይና ንማህደረ ትምህርቲ ካብ ዝተላእኩ ኣስታት 200 ኤርትራውያን፣ ፍርቆም ናብ ካልኦት ሃገራት ዑቕባ ሓቲቶም

ናብ ቻይና ንማህደረ ትምህርቲ ካብ ዝተላእኩ ኣስታት 200 ኤርትራውያን፣ ፍርቆም ናብ ካልኦት ሃገራት ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 13 August 2019 ኣብዚ ዝተሓለፈ ሰለስተ ዓመታት፣ ብማህደረ ትምህርቲ ናብ ቻይና ካብ ዝተላእኩ ኣስታት 200 ኤርትራውያን፣ እቶም ኣስታት ፍርቂ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ሬድ [...]
ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ኣብ ሓጺር ዓመታት፣ ልዕሊ 20 ኣብረርቲን ቴክኒሻናትን ብስደትን ሞትን ከሲርዎም

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ኣብ ሓጺር ዓመታት፣ ልዕሊ 20 ኣብረርቲን ቴክኒሻናትን ብስደትን ሞትን ከሲርዎም

Radio Erena: 12 August 2019 ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ 2012 ክሳብ እዚ ናይ 5 ነሓሰ ዘጋጠመ ሓደጋ ሄሊኮፕተር፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከቦም፣ ብውሕዱ 12 ኣብረርቲ ብሰንኪ ሞትን ስደትን ከምዝኸሰሮም ምስቲ ትካ [...]
ኢጣልያን UNICEFን፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ናብ ስደት ከይውሕዙ ንምክልኻል ዝዓለመ መደባት ኣብ ኤርትራ ከካይዳ’የን

ኢጣልያን UNICEFን፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ናብ ስደት ከይውሕዙ ንምክልኻል ዝዓለመ መደባት ኣብ ኤርትራ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 12 August 2019 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያን ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)ን፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ናብ ስደት ከይውሕዙ ንምክልኻል ዝዓለመ፣ ናይ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኤውሮ፣ ዝተፈላለ [...]
‘’ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ’ዩ ዝጅምር’’ ህዩማን ራይትስ ዎች

‘’ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ’ዩ ዝጅምር’’ ህዩማን ራይትስ ዎች

Radio Erena: 11 August 2019 ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን መንእሰያት ዝኾነ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ካብ ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ’ዩ ዝጅምር ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል [...]
ሪቻርድ ጊር ካብ ሓደጋ ባሕሪ ንዝደሓኑ ስደተኛታት በጺሑ

ሪቻርድ ጊር ካብ ሓደጋ ባሕሪ ንዝደሓኑ ስደተኛታት በጺሑ

Radio Erena: 11 August 2019 ልዕሊ 100 ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓነት ካብ ኢጣልያ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ኤስ.ኦ.ኤስ. መዲተራንያን ምስ ሓካይ [...]
ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ክጅምር’ዩ

ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 09 August 2019 ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ብወግዒ ክጅምር'ዩ። ብመሰረት እቲ ካብ 16 ክሳብ 1 መስከረም ኣብ ዝሰላሰል፣ ግጥማት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፣ [...]
ኣብ ምርኢት ሳዋ ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት እታ ሓንቲ ብምውዳቃ፣ ክልተ ኣብረርታ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ምርኢት ሳዋ ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት እታ ሓንቲ ብምውዳቃ፣ ክልተ ኣብረርታ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 09 August 2019 ኣብ መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ኣብ ምርኢት ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት፣ እታ ሓንቲ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታን ሓደ ቴክኒሻንን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣ [...]
ኣዛዚ ናይቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝምርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ

ኣዛዚ ናይቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝምርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 07 August 2019 ኣብ የመን ንዝካየድ ኵናት ዝመርሕ ዘሎን ኣዛዚ ሓይልታት ልፍንቲ ኣንጻር ግብረ ሽበራን፣ ወራሲ ዓራት፣ ሌተናት ጀነራል ፋሃድ ቢን ቱርኪ ቢን ዓብደልዓዚዝ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ [...]
1 264 265 266 267 268 644 2660 / 6431