Category: ዜና ኤርትራ

ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር
Radio Erena: 21 January 2020
ንለውጢ ዝጠልብ፣ "ስርሒት ፎርቶ" ዝተኻየደሉ ሻብዓይ ዓመቱ ይዝከር ኣሎ።
እዚ ብስዉእ ኮለነል፣ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝተመርሐ ናይ 21 ጥሪ 2013 ስርሒት፣ ኣስታት ሓደ ሚእቲ ዝ [...]

ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ ናብ ሊብያ እትልእኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ተሓቢሩ
Radio Erena: 20 January 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንጀነራል ሓፍታር ንምድጋፍ፣ ብነፈርቲ ናብ ሊብያ እትልኮ ዘላ ኣጽዋር፣ ንመዓርፎ ነፈርቲ ዓሰብ ከም መሰጋገሪ ትጥቀመሉ ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ኣሎ
Radio Erena: 19 January 2020
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ዕስለ ኣምበጣ ገና ኣንጸላልዩወን ከምዘሎ ተገሊጹ።
እዚ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ኬንያን ካልኦት ከባቢታትን ተራእዩ ዘሎ ናይ በረኻ ዕ [...]

ሱዳን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተታሕዙ 7 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 10 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይስጎጕ ጻዕርታት ይቅጽል
Radio Erena: 16 January 2020
ካብ ሱዳን ናብ ግብጺ ክሰግሩ ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ዝተታሕዙ፣ 7 ደቂንስትዮን 3 ደቂተባዕትዮ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቅባ፣ ናብ ኤርትራ ከይጥረዙ ጻዕርታት ይቕጽል ኣ [...]

ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጉዳዮም ተቐባልነት ክረክብ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 16 January 2020
ኣብ ስሎቬንያ፣ ኤርትራውያውያን ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ብመንግስቲ ተቐባልነት ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ንሳቶም፣ ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ [...]
ኤርትራ፣ ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ንዝተዋህበ መግለጺ ነጺጋ
Radio Erena: 16 January 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ሚኒስተር ዴታ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣሕመድ ካታን፣ ብዛዕባ ስምምዕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ፣ ንዝሃቦ መግለጺ ነጺጉ።
እቲ ሚኒስተር ዴታ፣ ኣብ ናይ 9 ጥሪ ሕታ [...]

ሽወደንን ፈረንሳን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 350 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ርዋንዳ ከጣይሳ’የን
Radio Erena: 15 January 2020
ሽወደንን ፈረንሳን፣ ካብ ሊብያ ተመሊሶም፣ ኣብ ርዋንዳ፣ ግዝያዊ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ከተጣይሳ ቃል ከምዝኣተዋ [...]

ፓስፖርት ኤርትራ፣ ናብ 41 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ይኽእል
Radio Erena: 14 January 2020
ፓስፖርት ናይ ኤርትራ ናብ 41 ሃገራት፣ ብዘይ መእተዊ ቪዛ ከግይሽ ከምዝኽእል ሓድሽ መጽናዕቲ ገሊጹ።
በዚ ብዝሒ'ዚ ድማ፣ ደረጃ ዓቕሚ ፓስፖርት ኤርትራ፣ ኣብ መበል 98 ተሰሪ [...]

2020፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫታት ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 14 January 2020
ኣብዛ ጀሚርናያ ዘሎና ዓመት፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መራሕትን ኣባላት ባይቶን ምርጫታት ክካየድ'ዩ።
ተሰሪዑ ብዘሎ መደባት፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳ፣ ግብጺ፣ ቡ [...]

The E.U. Missing the Target
Radio Erena: 13 January 2020
Reporting for the New York Times from Brussels on 8 January, Matina Stevis-Gridneff uncovered appalling findings [...]