Category: ዜና ኤርትራ

1 226 227 228 229 230 644 2280 / 6432
ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ

ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ

Radio Erena: 15 June 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ስግረዶብ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተኣስሩ ዜጋታት ብዝሖም ካብ ኣሽሓት እንተዘይዛይዱ ኣይውሕድን'ዩ። ኣብረሪ ነፋሪት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ክእሰሩ ግና ዳር [...]
ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ብምስኣኖም የማርሩ

ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ብምስኣኖም የማርሩ

Radio Erena: 14 June 2020 ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ብምስኣኖም የማርሩ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ብምኽያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኩሉ ዓይነት መጎዓዝያ ደው ክብል [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ‘ድሕነት መንገዲ ኣየር’ ኢሉ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ውሕስነት ከምዘይብሉ ገሊጹ

ሕብረት ኤውሮጳ ‘ድሕነት መንገዲ ኣየር’ ኢሉ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ውሕስነት ከምዘይብሉ ገሊጹ

Radio Erena: 14 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ‘ድሕነት መንገዲ ኣየር’ ኢሉ ዓመታዊ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ውሕስነት ከምዘይብሉ ገሊጹ። እቲ ጸብጻብ፣ ‘ሸንገን ዞን’ ተባሂለን ኣብ ዝፍለጣ ሃገራት [...]
መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ስሉሳዊ ዘተ ከካይዱ’ዮም

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ስሉሳዊ ዘተ ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 13 June 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ጽባሕ ሰንበት 14 ሰነ ኣብ ጂቡቲ ክራኸቡ'ዮም [...]
ኤርትራ፣ ካብ ኣመሪካ ዝሸመተቶ ማሸላ ኣብ ሞሮኮ ተዓጊቱ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ ካብ ኣመሪካ ዝሸመተቶ ማሸላ ኣብ ሞሮኮ ተዓጊቱ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 June 2020 ኤርትራ፣ ካብ ኣመሪካ ዝሸመተቶ ማሸላ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብ ሞሮኮ፣ ወደብ ኣጋደር ተዓጎታ ከምዘላ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እታ ኣሽሓት ቶናት ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብ ሞሮ [...]
ጂቡቲ፣ “ናብ ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ ዘሎ ፓይሎት ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣስታት 200 ሰባት ተኣሲሮም

ጂቡቲ፣ “ናብ ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ ዘሎ ፓይሎት ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣስታት 200 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 11 June 2020 ኣብ 20 ሚያዝያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሲሩ ብግዴታ ናብ ጂቡቲ ዝመለሶ፣ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ክፍታሕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ተኻይዱ። ኣብቲ ኣባላት ስድራቤቱ፣ ግዱሳ [...]
ድሕሪ ቅትለት ፍሎይድ፣ ህዝብታት ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ዘለዎም ኣጠማምታ እንታይ ይመስል?

ድሕሪ ቅትለት ፍሎይድ፣ ህዝብታት ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ዘለዎም ኣጠማምታ እንታይ ይመስል?

Radio Erena: 10 June 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ፖሊስን ኣኽበርቲ ጸጥታን ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ዘለዎም ኣተሓሕዛ ከመይ ትግምግምዎ? ዜጋታት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ፖሊስን ኣኽበርቲ ጸጥታን ዘለዎም ኣጠማምታ ኸ? ድሕሪ [...]
ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 09 June 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እናተኸታተለ ጸብጻብ ከቕርብ ዝመዘዞ ፍሉይ ኣካል ወይ special rapporteur ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ዕማሙ ከና [...]
ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ

ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 June 2020 ኤርትራ፣ ሒዛቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር፣ ፋሃድ ካፋየን ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ሚኒስተር ብተወሳኺ፣ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ [...]
የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ

የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 June 2020 ኣብ ደቡባዊ ዞባ ኣብያን፣ ንእትርከብ ከተማ ጃዓር ንምቑጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ የመንን ብሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ከምዝተኻየደ ምንጭታት ዜና የ [...]
1 226 227 228 229 230 644 2280 / 6432