Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራ፣ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ልዕሊ 21 ሽሕ ተጠቀምቲ ፌስቡክ ተመዝጊቦም
Radio Erena: 26 August 2020
ክሳብ ታሕሳስ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣብ መላእ ኤርትራ፣ 21, 900 ተጠቐምቲ ፌስቡክ ከምዝተመዝገቡ ኢንተርነት ዎርልድ ስታተስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፍሩ።
ብመሰረት እቲ ትካል፣ [...]

ቀዳም 29 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣይክሳተፉን’ዮም
Radio Erena: 25 August 2020
ቀዳም 29 ነሓሰ፣ ካብ ከተማ ኒስ ኣብ ዝጅምር፣ ብዕቤቱን ህቡብነቱን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ፡ ውድድር ብሽክለታ ቱር ደ ፍራንስ 2020፡ ተስፋ ዝተነብረሎም ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ [...]

ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ግጭታት ናይ ቀቢላ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 24 August 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝጎሃሃር ዘሎ ግጭታት፣ ቀቢላዊ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ምዃኑ ተገሊጹ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ካብ ብሄር [...]

‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት
Radio Erena: 23 August 2020
ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ’ተን ካልኦት ክልተ መዓስከራት ንምግዕዓዞም ዝተወጠነ መደብ፣ ምስ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ተገሊጹ።
መንግ [...]

End High School in Sawa
Radio Erena: 21 August 2020
In March 1988, the Eritrean People’s Liberation Army (EPLA) infiltrated the positions of several Ethiopian units de [...]

“ኣፍሪቃ፣ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እንተዘይኮኑ ኣብ ኩነታተን ዝተለወጠ ነገረ የለን”
Radio Erena: 21 August 2020
ኣብዘን ዝሓለስ ሰለስተ ዓመታት፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እኳ እንተተራእየ፣ ኣብ ኩነታት እተን ሃገራትን ግና ዝተለወጠ ነገረ ከምዘየለ ማዕከን ዜና መይል ኤን [...]

“ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን እቲ ዝበለጸ መወሸቢ ማእከል’ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ህግደፍ ንዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ ሓደጋ የቃልዕ ኣሎ።” ኣቶ መስፍን ሓጎስ
Radio Erena: 20 August 2020
ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን፣ ኣብ እዋን ኮረና ቫይረስ እቲ ዝበበለጸ መወሸቢ ማእከል'ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ሰበ ስልጣን ህግደፍ፣ ንህይወት ዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ [...]

Graduation into a vicious circle
Radio Erena: 19 August 2020
Mr. Yemane G. Meskel, the Eritrean Minister of Information and the official spokesperson of the Eritrean government [...]

ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ክኸፍሉ ይግደዱ
Radio Erena: 19 August 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ይኸፍሉ ምህላዎም ተሓቢሩ።
ካብን ናብ ኤርትራን ኢት [...]

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዓመታት ዘዋህለልኦ ልዕሊ 580 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ክኸፍላ ከምዘይክእላ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 August 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከጋጥመን ካብ ዝኽእል ቁጠባዊ ቅልውላው ንምድሓን ባንክ ዓለምን ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብን፣ ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክድስክል ዝብል እማመ ኣብ ዘተ [...]