Category: ዜና ኤርትራ

1 203 204 205 206 207 644 2050 / 6435
ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ንወነንቲ ታክሲ ከቢድ ክሳራታት ከምዘስዓበሎም ይገልጹ

ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ንወነንቲ ታክሲ ከቢድ ክሳራታት ከምዘስዓበሎም ይገልጹ

Radio Erena: 01 December 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይርስ ንምግታእ ብዝብል ዝተኣወጀ ምዕጻው፣ ኣስታት ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ይርከብ። እዚ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ተወሳኺ ናይ መነባብ [...]
ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ሞርታራት ዝርከቦ ብርክት ዝበለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን-ሱና ሓቢሩ። ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብቲ ዞባ ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ተ [...]
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሱዳን ናይ ዝርከቡ ስደተኛታት ኩነታት ንምዕዛብ ናብታ ሃገር በጺሑ

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሱዳን ናይ ዝርከቡ ስደተኛታት ኩነታት ንምዕዛብ ናብታ ሃገር በጺሑ

Radio Erena: 30 November 2020 ሱዳን፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝተመዛብሉ ልዕሊ 10ታት ኣሽሓት ሓደስቲ ስደተኛታት ንምትእንጋድ ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፣ ላዕለዋይ ኮሚሽነ ስደተኛታት ሕቡራት [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 29 November 2020 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ። ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ክበጽሕ፣ ኣብ ታሪኽ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራት ናይ መጀ [...]
ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት መሪጹ

ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት መሪጹ

Radio Erena: 29 November 2020 ተበግሶ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ናይ ህጹጽ እዋን መሪሕነት ከምዝመረጸ ኣፍሊጡ። እቲ ምንቅስቓስ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ኲናት ሃንደበት ዝመጸ ዘይ [...]
ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

Radio Erena: 28 November 2020 ሎሚ ቀዳም 28 ሕዳር፣  ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት  ኤርትራ ሚሳይላት ከምዝተወንጨፈ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ብውሕዱ ኣርባዕተ ሚሳይላት ኣብ [...]
AL Sadiq AL Mahdi: An End of a Political Era

AL Sadiq AL Mahdi: An End of a Political Era

Radio Erena: 28 November 2020 The death of the last democratically elected prime minister Assayed AL Sadiq Al Mahdi marks an end of a political [...]
Reports of intensive troop movement in Eritrea

Reports of intensive troop movement in Eritrea

Radio Erena: 27 November 2020 Eyewitness sources confirm to Radio Erena intensive Eritrean troop movement toward the Ethiopian border. The troo [...]
Ethiopian Security Forces Hunt Eritrea Opposition Members in Addis Ababa

Ethiopian Security Forces Hunt Eritrea Opposition Members in Addis Ababa

Radio Erena: 27 November 2020 Ethiopian Security agents raided the offices of the Eritrean opposition organizations in Addis Ababa in a wide hu [...]
ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ

ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ

Radio Erena: 27 November 2020 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን፣ ትማሊ 26 ሕዳርን ለይቲን ሎሚ 27 ሕዳር፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸትን ደብዳብ ከምዝተኻየደ ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ። ብዘይካ'ዚ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረን ባ [...]
1 203 204 205 206 207 644 2050 / 6435