Category: ዜና ኤርትራ

1 189 190 191 192 193 634 1910 / 6331
ኣስመራ፣ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብብሽክለታን ካሮሳን ይትካእ ኣሎ

ኣስመራ፣ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብብሽክለታን ካሮሳን ይትካእ ኣሎ

Radio Erena: 21 December 2020 ኣብ ኣስመራ፣ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል፣ ንኣስታት ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያን ታክስን ደው ምባሉ፣ ህዝቢ ብሽክለታ፣ ካሮሳን ዓረብያን'ዩ ዝጥቀም ዘሎ። [...]
ኢጋድ፡ ሓሙሽተ መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተሳተፍዎ ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ

ኢጋድ፡ ሓሙሽተ መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተሳተፍዎ ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ

Radio Erena: 20 December 2020 ኢጋድ፡ መራሕቲ ጂቡቲ፤ ኢትዮጵያ፤ ሱዳን፤ ሶማልን ኬንያን ዝተሳተፍዎ መበል 38 ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ። እቲ ሎሚ ሰንበት 20 ታሕሳስ፡ ኣብ ጂቡቲ ዝተኻየደ ፍሉይ ዋዕላ፤ ኣብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ንዘይተቐበለቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ክትመልስ ምድላዋት ትገብር

ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ንዘይተቐበለቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ክትመልስ ምድላዋት ትገብር

ፈደራላዊ መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ንዘይተቐበሎም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ክመልስ ምድላዋት ይገብር ከምዘሎ ገሊጹ። ቤት ፍርዲ’ቲ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ናይ 3,400 ስደተኛታት ናይ ዑቕባ ሕቶ ድሕሪ ምምርማር [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ፣ ብሰንኪ ኣንበጣ፣ ስእነት መግቢ ኣንጸላልዩዎ

ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ፣ ብሰንኪ ኣንበጣ፣ ስእነት መግቢ ኣንጸላልዩዎ

Radio Erena: 18 December 2020 ኤርትራ፣ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ እብ ኣእካልን ዘራእትን ብስንኪ ዘውርዶ ዘሎ ጉድኣት፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ ከቢድ ስእነት መግቢ [...]
ኣብ ሱዳን ዝቐነየ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ በጺሑ

ኣብ ሱዳን ዝቐነየ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 17 December 2020 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ፣ ፈይሰል ቢን ፋርሓን ኣል ስዑድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸ [...]
Ethiopian Security Forces Continue Round-up Hundreds of Eritrea Refugees in Addis Ababa and Gondar

Ethiopian Security Forces Continue Round-up Hundreds of Eritrea Refugees in Addis Ababa and Gondar

Radio Erena: 14 December 2020 Ethiopian security forces continue massive round-up campaigns against what it called Eritrean escapees from Tigra [...]
ትግራይ፣ ብፈደራላዊ መንግስቲ ዝቖመ ግዝያዊ ምምሕዳር፣  ካብ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣  ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀምር ተገሊጹ

ትግራይ፣ ብፈደራላዊ መንግስቲ ዝቖመ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ካብ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀምር ተገሊጹ

Radio Erena: 14 December 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ኵናት ድሕሪ ምእዋጁ ዘቖሞ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ብወግዒ ስርሑ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ገ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ዝሃደሙ ንዝበልዎም ኤርትራውያን፣ ኣብ ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቕጽሉ ኣለዉ

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ዝሃደሙ ንዝበልዎም ኤርትራውያን፣ ኣብ ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቕጽሉ ኣለዉ

Radio Erena: 14 December 2020 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ትግራይ ዝሃደሙ'ዮም ንዝበልዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ከተማታት ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቅጽሉዎ ኣለዉ። ዛጊት ኣማኢ [...]
ኣይ.ኦ.ኤም. ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መ.ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ

ኣይ.ኦ.ኤም. ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መ.ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ

Radio Erena: 13 December 2020 ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም.) ኤርትራውያን ስደተኛታት በስገዳድ ናብ መዓስከራት ክኸዱ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ጀኔቫ ካብ [...]
1 189 190 191 192 193 634 1910 / 6331