Category: ዜና ኤርትራ

1 186 187 188 189 190 633 1880 / 6330
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዝውዕል ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዝውዕል ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 15 January 2021 ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ጥዕና ጽላታት ዘካይዶ ዘሎ ሓገዝ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዘገልግል ናውቲ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እ [...]
ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣንጻር ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝቐረበ ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዘየጻሪ ኣፍሊጡ

ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣንጻር ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝቐረበ ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዘየጻሪ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 13 January 2021 ቤት ጽሕፈት ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ እቲ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምእሳሩ፣ ን20 ዓመታት ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ፣ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርት [...]
The Harvest of Rancor

The Harvest of Rancor

Radio Erena: 12 January 2021 The inconsistent statements and contradictions among Ethiopian officials on the Eritrean Defense Forces’, EDF, inv [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታትን ሽረ፣ ዓድዋን ዓዲግራትን ተወሳኺ  ሰራዊት ኣዋፊሩ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታትን ሽረ፣ ዓድዋን ዓዲግራትን ተወሳኺ ሰራዊት ኣዋፊሩ

Radio Erena: 12 January 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት እናሓየለ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ወገን ኤርትራ ዝተላእከ ብዝሒ ሰራዊት፣ ኣብ ከባቢታት ሽረ፣ ዓድዋን ዓዲ ግራትን ይዋፈር ምህላዎም ተሓቢሩ። [...]
ኣብ መዓስከራት ሕጻጽን ሽመልባን ዝርከብ ብተጸዋዒ ስደተኛታት ዝካየድ ማእከላት ብሰራዊት ኮነ ኢልካ ከምዝቃጸልን ከምዝዓኑን ከምዝተገብረ  ተገሊጹ

ኣብ መዓስከራት ሕጻጽን ሽመልባን ዝርከብ ብተጸዋዒ ስደተኛታት ዝካየድ ማእከላት ብሰራዊት ኮነ ኢልካ ከምዝቃጸልን ከምዝዓኑን ከምዝተገብረ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 January 2021 ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሻቕሎቱ ኣብ ዝገልጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ክልተ መዓስከራት ኮነ ኢልካ ከምዝዓኑ ከምዝተገብረ ይግለጽ [...]
“ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ’ዩ።” ሜ/ ጀነራል በላይ ስዮም

“ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ’ዩ።” ሜ/ ጀነራል በላይ ስዮም

Radio Erena: 07 January 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ'ዩ ክብል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሜጀር ጀነራል በላይ ስዮም ገሊጹ። እቲ ጀነራ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ሳልሳይቲ ሃገር ክጣየሱ ዝተበገሱ ኤርትራውያን ናይ ዝኸልከሎም ብዝሒ ኣማኢት በጺሑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ሳልሳይቲ ሃገር ክጣየሱ ዝተበገሱ ኤርትራውያን ናይ ዝኸልከሎም ብዝሒ ኣማኢት በጺሑ

Radio Erena: 06 January 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ይኹን ብምጥርናፍ ስድራቤታት፣ ናብ ኤውሮጳ፣ ኣመሪካ፣ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ቪዛ ካብ ዝኽልክሎም ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ይርከብ። [...]
1 186 187 188 189 190 633 1880 / 6330